Category: News

1 385 386 387 388 389 977 3870 / 9770
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም

Radio Erena: 25 November 2020 ኣብ ገማግም ባሕሪ፣ ብውሕዱ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ሓያሎ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ23 ሕዳር፣ ብሓያል ህቦብላን ማዕበልን እናተደፍኡ ናብ [...]
ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 November 2020 ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሮም፣ ብ'ህወሓት' ይምወሉ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም [...]
ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም

Radio Erena: 24 November 2020 ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም። ነዚ ብወደብቲ ዙር ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን፡ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ንኽወስዱ [...]
ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ

ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ

Radio Erena: 24 November 2020 ኣዳለውቲ ዜና ሚኒስትሪ ዜና፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ መደብ ከየዳልዉ መምርሒ ተዋሂብዎም። እቲ ሚኒስትሪ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]
ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም  ተፈሊጡ

ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም ተፈሊጡ

Radio Erena: 24 November 2020 ብሰንኪ'ቲ ካብ 4 ሕዳር ኣትሒዙ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ኣስታት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ ተቐር [...]
ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ

ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ

Radio Erena: 24 November 2020 ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። እቶም ኤርትራ'ውያን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ብዘ [...]
“ኵናት ትግራይ፣ ብዘተ ክፍታሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኢትዮጵያ ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕጽል ኵናት ሰሜን ክትሽመም’ያ።” ተንተንቲ

“ኵናት ትግራይ፣ ብዘተ ክፍታሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኢትዮጵያ ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕጽል ኵናት ሰሜን ክትሽመም’ያ።” ተንተንቲ

Radio Erena: 24 November 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ኵናት፣ ብፖለቲካዊ ዘተ መዕለቢ እንተዘይተጌርሉ፣ እታ ሃገር ዳግማይ፣ ብሰሜን ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕዕል ኵናት ክትሽመም ምዃ [...]
“ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ” ኤምባሲ ኣመሪካ

“ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ” ኤምባሲ ኣመሪካ

Radio Erena: 23 November 2020 ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ ዘጠንቅቕ ሓበሬታ፣ ብመንግስቲ ከምዝተሓበሮም ኣብ ኣስመራ ዝመደበሩ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ኣብ ወግዓዎ መርበብ ሓበሬ [...]
‘’ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ’’፣ ሕ.ሃ.

‘’ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ’’፣ ሕ.ሃ.

Radio Erena: 22 November 2020 ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ ከምዘሎ፣ ሕቡራት ሃገራት ደጊሙ ኣጠንቂቑ። ወኪል ተጸዋዒ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃበቶ ቃል፣ ኣብ ት [...]
1 385 386 387 388 389 977 3870 / 9770