Category: News

ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ ዘለዉ እሱራት ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ተሓቢሩ
Radio Erena: 19 January 2021
ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ 10ታት እሱራት፣ ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እቶም መንነቶም ብዝርዝር ዘይተፈልጠ እሱራት፣ ኣብ ዳህላክ፣ ኣቐዲሙ [...]

ኤርትራ ሱታፌኣ ከየረጋገጸትሉ ዝጸንሐት ዙር ርዋንዳ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 19 January 2021
ካብ 21 ክሳብ 28 የካቲት 2021፣ ክካየድ መደብ ተሰሪዕሉ ዝጸንሐ፡ መበል 13 ዙር ቅድድም ብሽክለታ ርዋንዳ፡ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ።
ወደብቲ ናይ'ዚ ውድድር: ነዚ ብማ [...]

ሱዳን፣ ብተወርዋሪ እዚ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 19 January 2021
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣንጻር'ቲ ብተወርዋሪ እዚ ዝፍለጥ ፍሉይ ሓይሊ፣ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝውጽዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ብ17 ጥሪ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ክሳብ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ከጽንሖ ዝኽእል ምርጫ ከምዝተዓወተ ገሊጹ
Radio Erena: 18 January 2021
ኣብ ኡጋንዳ፣ ብ14 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ፣ ን35 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት፣ 59% ናይ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 84 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 January 2021
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ኣዕራብን ጸለምቲ ደቀባትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 84 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ።
እቲ ብቀዳም 16 ጥሪ፣ ኣብ ም [...]

“ኣብ ትግራይ፣ ህጹጽ ሓገዝ ክበጽሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብጥሜት ክሞቱ’ዮም።”
Radio Erena: 18 January 2021
ኣብ ትግራይ፣ ህጹጽ ሓገዝ ክበጽሕ እንተዘይክእሉ፣ ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብጥሜት ክሞቱ ከምዝኽእሉ ንግዝያዊ ኣማሓዳሪ ናይቲ ክልል ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ።
ትካላት ረዲኤ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ”መ.ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ”
Radio Erena: 17 January 2021
ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ ክብል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።
ምኽትል ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ ጆሰፕ [...]

መንግስቲ ሱዳን ናጻ ናይ ነፈርቲ ዞባ ማለት ‘’ኖ ፍላይ ዞን’’ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 17 January 2021
መንግስቲ ሱዳን እቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕቦ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
በዓል መዚ መጎዓዝያ ነፈርቲ ሱዳን (ሲቭል ኣቭየሽን) ብ15 ጥሪ ኣብ ዝሃቦ [...]

ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን’ዩ
Radio Erena: 17 January 2021
ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን ምዃኑ ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ።
ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፖዛ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መግ [...]