Category: News

1 358 359 360 361 362 977 3600 / 9765
ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ዝንኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ዝንኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

Radio Erena: 23 February 2021 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ፡ ኣብ ዘካየድዎ ውድድር ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም። ካብ19 ክሳብ ለካቲት፡ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ 3 መድረኻትን [...]
“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

Radio Erena: 23 February 2021 ኢትዮጵያ፡ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ንዘሎ ኩነታት ተጋድድ ከምዘላ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ወቒሱ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ኣብዚ ሳልስቲ' ዚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሱዳን፣ ንረብሓ ግብ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝተኣስረ፣ ዕሉል ሰምሳሪ ‘ኪዳነ’፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሃዲሙ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝተኣስረ፣ ዕሉል ሰምሳሪ ‘ኪዳነ’፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሃዲሙ

Radio Erena: 22 February 2021 ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንሓያሎ ዓመታት ሰባት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከሰጋግር ብምጽንሑ ተጠርጢሩ፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ ዝተኣስረ፣ ኪዳነ ዝተብሃለ ሰ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 February 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክምዝዝ ምዃኑ ዲፕሎማሰኛታት ገሊጾም። እቲ ፍሉይ ልኡኽ፣ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ [...]
“ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዘን 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ብገበን ተኣሲሮም።”

“ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዘን 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ብገበን ተኣሲሮም።”

Radio Erena: 21 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ዝርከብ ኮንዶሚንዮም ተኻርዮም ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ለይቲ ብስኽራንን ጓይላን ህዝቢ ይርብሹ ኣለዉ ክት [...]
ሃገራዊ ባንኪ ሱዳን፣ ሸርፊ ባጤራ ብልዕሊ 600% ኣዛይዱ

ሃገራዊ ባንኪ ሱዳን፣ ሸርፊ ባጤራ ብልዕሊ 600% ኣዛይዱ

Radio Erena: 21 February 2021 ሃገራዊ ባንክ ሱዳን፣ መጠን ሸርፊ ፓውንድ እት ሃገር ብልዕሊ 600% ከምዘዛየዶ ኣፍሊጡ። በዚ መሰረት፣ ኣቐዲሙ ንሓደ ዶላር 55 ፓንውድ ሱዳን ዝሽረፍ ዝነበረ፣ በዚ ሓድሽ ኣ [...]
‘ዘሻቕለና ዘሎ፤ ስለምንታይ ሰራዊት ብምስጢር ኣብ ኤርትራ ክዕለም ተደልዩ እዩ’ ሰበስልጣን ሶማል

‘ዘሻቕለና ዘሎ፤ ስለምንታይ ሰራዊት ብምስጢር ኣብ ኤርትራ ክዕለም ተደልዩ እዩ’ ሰበስልጣን ሶማል

Radio Erena: 21 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ህወሓትን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ወተሃደራት ሶማል ከምዝተሳተፉ ዘመልክት ጭብጢ የለን ክብል ኣብቲ ጉዳይ መጽናዕቲ ከካዪድ ዝጸንሐ ጉጅለ ገሊ [...]
”ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ” ሚ.ጉ.ወ. ሱዳን

”ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ” ሚ.ጉ.ወ. ሱዳን

Radio Erena: 21 February 2021 ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ ክትብል ሱዳን ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቀዳም 20 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ‘ሱዳን ንሳልሳይ [...]
ዜና ዕረፍቲ

ዜና ዕረፍቲ

Radio Erena: 20 February 2021 ገዲም ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ብዕለት 19 ለካቲት 2021 ብሕማም ተሰዊኡ። ሓርበኛ ኣድሓኖም ገብረማርያም፣ ኣብ ወርሒ መስከረም 1945 ኣብ ኣፈልባ ተወሊዱ። ዕድሜኡ ንትምህርቲ [...]
1 358 359 360 361 362 977 3600 / 9765