Category: News
ኣብ ትግራይ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝፈጸሙ ኣካላት ክሕተቱ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ
Radio Erena: 08 April 2021
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕን፣ ዝተፈጸመ ገበናት ድማ ምጽራይ ክግበረሉን፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ፔካ ሃቪስቶ ጸዊዑ።
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኢት [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ
Radio Erena: 08 April 2021
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ተዋፊሩ ኣሎ ክብል ግንባር ሓርነት ኦሮሞ መግለጺ ኣውጺኡ።
እቲ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ብ5 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ መግለ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 08 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት [...]
ሱዳን፡ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ክወጹ ሓቲታ
Radio Erena: 08 April 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብቲ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘሰሓሕብ ከባቢታት ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ክወጹ ንሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ።
ሕቡራት ሃገራት፣ ነቶም ኢትዮጵያውያን ዓቀብ [...]
ጂቡቲ፣ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ንሓሙሻይ እዋኑ ክዕወተሉ ምዃኑ ዝተገመተ ምርጫ፣ ዓርቢ 9 ሚያዝያ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 07 April 2021
ን22 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንተወሳኺ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ዘኽእሎ ምርጫ፣ ንዓርቢ 09 ሚያዝያ ከካይድ'ዩ።
ኣብ 1999፣ ስል [...]
ኢትዮጵያ፤ ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ናይል ብዝምልከት ኣብ ኪንሻሳ ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ
Radio Erena: 07 April 2021
ኣብ መንጎ ግብጺ፡ ኢትዮጵያን ሱዳንን፤ ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ከተማ ኪንሻሳ ዝተኻየደ ዘተ ዝኾነ ፍረ ከምዘይተረኽቦ ግብጺ ገሊጻ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፡ ብሰሉስ [...]
ሱዳን፡ ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 07 April 2021
ኣብ ሱዳን፡ ዞባ ሞዕራብ ዳርፉር፡ ኤል ጀነይና ኣብ ዝተባህለ ከተማ ብዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም።
ወኪል ሕቡራት ሃገራት፡ ብሰኑይ 05 ሚያዝያ ብዝሃቦ ሓ [...]
African Journalism in Exile: a deserved reverence
Radio Erena: 06 April 2021
African Journalism in Exile: A Deserved Bestowment
African journalism had passed through different phases of grow [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብምስጢር ክታበት ጸረ ኮረና ወሲዱ ኢላ ንዘቃለሐት ጋዜጣ ክኸሳ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 06 April 2021
ፕረዚደት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብምስጢር ክታበት ጸረ ኮረና ወሲዱ ኢላ ዘቃለሐት ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር ኣብ ቤት ፍርዲ ክኸሳ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ፕረዚደንት ነታ ጋዜጣ ክኸሳ ምዃ [...]