Category: News

1 316 317 318 319 320 976 3180 / 9760
ካብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 09 ነሓሰ ፈነወና፦

ካብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 09 ነሓሰ ፈነወና፦

Radio Erena: 09 August 2021 https://www.youtube.com/watch?v=Zb1nDjvoU5s [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ

ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ

Radio Erena: 09 August 2021 ሱዳን ኣብ ኢትይጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ዝተፈላለያ ምንጭታት ዜና ገሊጸን። እታ ሃገር፣ ብሰንበት 08 ነሓሰ ኣምባሳደራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሰሓበት ዝግለጽ ዘሎ፣ መ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሞንጎ ተጻረርቲ ሓይልታት ብዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሞንጎ ተጻረርቲ ሓይልታት ብዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 09 August 2021 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ብምክትል ፕረዚድንት ሬክ ማሻር ዝምርሑ ዕጡቓትን፣ ብሌተናት ጀነራል ሲሞን ጋትወች ዱዋል ዝምርሑ ሓይልታት ብዝተኻየደ ግጭት ኣስታት 30 ሰባት ከምዝተቐት [...]
ቱርኪ፣ ‘ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ሞይቱ’ እናበለ ንዘጋውሐ ኡጋንዳዊ ነጣፊ ማሕበራዊ ሜድያ፣ ከምዘይተረክቦ ኣፍሊጣ

ቱርኪ፣ ‘ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ሞይቱ’ እናበለ ንዘጋውሐ ኡጋንዳዊ ነጣፊ ማሕበራዊ ሜድያ፣ ከምዘይተረክቦ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 09 August 2021 መንግስቲ ቱርኪ፣ ንኡጋንዳ ን38 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ሞይቱ እናበለ ንዘጋውሐ፣ ፍረድ ሉምቡየ ንዝተባህለ ኡጋንዳዊ ተቓዋሚ መንግስቲ፣ ናብ ሃገሩ ከምዘይሰጎ ኣፍሊ [...]
WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 08 August 2021 ዓለማዊ ውድብ ጥዕና WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። WHO ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ኮምፕዩተራትን ካልእ መሳርሒታት ተ [...]
‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ብዘተ ክፈትሑ ቅሩባት ኣይኮኑን’ ሳማንታ ፖወር

‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ብዘተ ክፈትሑ ቅሩባት ኣይኮኑን’ ሳማንታ ፖወር

Radio Erena: 08 August 2021 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ብዘተ ክፈትሑ ቅሩባት ከምዘይኮኑ፣ ኣብታ ሃገር ዑደት ዘካየደት ኣመሪካዊት በዓልቲ ስልጣን ገሊጻ። ሓላፊት ዩ. [...]
ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ኣባላት ናይቲ ብሓምዳን ዳግሎ ዝምራሕ ሓይሊ ምልሻ፣ ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ኣባላት ናይቲ ብሓምዳን ዳግሎ ዝምራሕ ሓይሊ ምልሻ፣ ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

Radio Erena: 08 August 2021 ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ኣባላት ናይቲ ብሓምዳን ዳግሎ ዝምራሕ ሓይሊ ምልሻ፣ ናይ ሞት ፍርዲ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ሰሜን ኮርዶፋን ዝርከብ ኣል ዑበይድ ዝተባህለ ቤት ፍርዲ፣ ነቶ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

Radio Erena: 06 August 2021 Radio Erena · ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021   [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ሰለማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ንዝነበሩ ሰለፈኛታት ዝቐተሉ ሽዱሽተ ወትሃደራት ብሞት ክቕጽዑ ወሲኑ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ሰለማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ንዝነበሩ ሰለፈኛታት ዝቐተሉ ሽዱሽተ ወትሃደራት ብሞት ክቕጽዑ ወሲኑ

Radio Erena: 05 August 2021 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ኣብ 2019 ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዝነበሩ ሰልፈኛታት ቶኽሲ ብምኽፋት ሽዱሽተ ሰባት ንዝቐተሉ ሽዱሽት ወትሃደራት ብሞት ክቕጽዑ ከምዝወሰነ ማዕከ [...]
ብመንገዲ ሱዳን ናብ ትግራይ ዘእቱ መንገድታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ንምብጽጻሕ ክኽፈት ኣመሪካን ፈረንሳን ጸቕጢ ይገብራ

ብመንገዲ ሱዳን ናብ ትግራይ ዘእቱ መንገድታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ንምብጽጻሕ ክኽፈት ኣመሪካን ፈረንሳን ጸቕጢ ይገብራ

Radio Erena: 05 August 2021 ኣመሪካን ፈረንሳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ትግራይን ብመንገዲ ሱዳን ሰብኣዊ ሓገዛት ዝበጽሓሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ሱዳን ተመያይጠን። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ [...]
1 316 317 318 319 320 976 3180 / 9760