Category: News
ሱዳን፣ ኣንጻር ‘ቲ ብጀነራል ኣልቡርሃን ዝምራሕ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰልማዊ ሰልፍታት ይቕጽል
Radio Erena: 15 December 2021
ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ይቕጽል ኣሎ።
ከም መቐጸልታ ናይቲ በብእዋኑ ኣብ ካርቱም ክካ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ዝመርሖ ላዕለዋይ ኣካል መንግስቲ ሶማል፣ ጂቡቲ ኣብ ዘአንገደቶ ዋዕላ ይሳተፍ ኣሎ
Radio Erena: 15 December 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሑሰን ሮብለ፣ ኣብ ጂቡቲ ኣብ ዝካየድ ዘሎ፣ ኣብ ፖሊሲ ሶማል ዘተኮረ ዋዕላ ይሳተፍ ኣሎ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብሚኒስተር ፍትሒን ካልኦት ላዕለዎት ሰበ ስ [...]
ቢንያም ግርማይ፣ ንካልኣይ ዓመት ኣከታቲሉ “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣህጉር ኣፍሪቃ” ተሸሊሙ
Radio Erena: 14 December 2021
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዉማዊት ዎርልድ ቱር ቲም ቢንያም ግርማይ፡ ንካልኣይ ዓመት ኣከታቲሉ ወናኒ ሽልማት "ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣህጉር ኣፍሪቃ" ንምዃን በቒዑ።
ዓመታዊ "ብሉጽ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ፣ ብጀነራል ኣልቡርሃን ንዝተመዘዙ 18 ኣመሓደርቲ ዞባታት ሱዳን ሰጕጉ
Radio Erena: 13 December 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ንዝተመዘዙ ኣመሓደርቲ ዞባታት እታ ሃገር ሰጕጉ።
ሚኒስተር ፈደራላዊ መንግስቲ ሱዳን፣ ቡታንያ ዲና [...]
ዩኒሴፍ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንዝተፈላለየ ሰብኣዊ ጸገማት ዝተቓልዑ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ 13 ሚልዮን ዶላር ምወላ ሓቲቱ
Radio Erena: 13 December 2021
ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ - UNICEF፣ ኣብ ኤርትራ ዝተፈላላየ ሰብኣዊ ጸገማት ንዝገጠሞም ኣስታት 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ፣ ናይ 13.7 ሚልዮን ዶላር ምወላ ከ [...]
ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ከምዝሰሓቡ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 13 December 2021
ካብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ይስሕቡ ከምዘለዉ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላን ከባቢታቱን ከምዝተቖጻጸሩ ኣፍሊጦም።
መን [...]
ቱርኪ፣ ንመንግስቲ ሶማል ድሮን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ንዋት ከምዘበርከተት ተገሊጹ
Radio Erena: 13 December 2021
ቱርኪ፣ ንመንግስቲ ሶማል፣ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዘበርከተት መርበባት ዜና ገሊጸን።
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተለገሰ ዝተገልጸ ወትሃደራዊ ንብረት ድሮንን፣ ኣብ ም [...]
ልኡኽ ሩስያ ምስ ሱዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምብርባር፣ ናብ ካርቱም ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 December 2021
ኣብ መንጎ ሱዳንን ሩስያን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምብርባር ዝዓለመ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሩስያ ናብ ካርቱም ክበጽሕ ምዃኑ ኣፍሪካን ኢንተሊጀንስ ሓቢሩ።
ኣብ ሚኒስ [...]
ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን፡ ተሸላሚ ብሩር ሜዳልያ ኮይኑ
Radio Erena: 12 December 2021
ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም (ወዲ ሓኪም)፡ ሎሚ ሰንበት12 ታሕሳስ፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ጉያ እግሪ ዙሪክ ማራቶን ማላጋ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ተሸላሚ [...]
ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ
Radio Erena: 12 December 2021
ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽጎ ከምዘላ ተገሊጹ።
ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ ሕማማት ኣፍሪቃ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ [...]