Category: News
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ
Radio Erena: 23 December 2021
መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዘሎ ዘይምዕሩይ ዝርጋሐ ክታበት ኮቪድ-19 ክትዓራረ ንምሕጋዝ ክልተ ሚልዮን ክታበት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትውፊ ምዃና ገሊጻ።
እቲ ኣ [...]
ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ
Radio Erena: 23 December 2021
ኣብ ሶማልያ ዓሪዱ ዘሎ ስርሒት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ‘ኣሚሶም’ (Amisom) ንተወሳኺ ሰለስተ ወርሒ ኣብታ ሃገር ክጸንሕ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጽዲቑ። በዚ መሰረት እ [...]
ኲናት ትግራይ፡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዕምቆት ከፋፊሉ
Radio Erena: 22 December 2021
ኲናት ትግራይ ካብ ዝጅምር ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣቑጺሩሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ዲያስፖራ ማለት ወጻኢ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ዝቕመጡ ኢትዮጵያውያን ዓምዩቕ ምክፍፋል ፈጢሩ ከምዘሎ ዝተፈላለያ [...]
ደቀንስትዮ ዝጽቀጣለን ሃገራት፡ ዝደኸያን ዘይተረጋጋኣን ምኹዋነን ተገሊጹ
Radio Erena: 22 December 2021
ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጸቕጢ ምስ ዝግበር፡ ጓል ኣንስተይቲ ጥራይ ዘይኮነ ወዲ ተባዕታይ’ውን ይጉዳእ እዩ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ሕብረተሰብ ድኻ ይኸውን ሃገር ድማ ዘይተረጋግአት ትኸ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ
Radio Erena: 21 December 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለ፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ከምዝኣለየ ካብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
ማዕከናት ዜና ሶማል ኣብ ዝህቦኦ ዘ [...]
Upper and Lower Hands in a Boundless Civil War
By Fathi Osman
In a set of counteroffensives, the Ethiopian federal army is gaining the upper hand in the war against the Tigrayan forces. Desp [...]
ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ
Radio Erena: 20 December 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ ትግራይ ወጻኢ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ ከምዘለዉ ሮይተርስ ካብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ።
ላዕለዋይ ኣዛዚ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮ [...]
ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተለኽፉ ሰባት ልዕሊ 9.14 ሚልዮን በጺሑ
Radio Erena: 20 December 2021
ኣብ ኣፍሪቃ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተለኽፈ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9 ሚልዮን ክብ ከምዝበለ ተገሊጹ።
AFRICA CDC, ማለት ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ ሕማማት ኣፍሪቃ ብቀዳም 19 ታሕ [...]
ሱዳን፣ ንዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ
Radio Erena: 20 December 2021
ንናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊታት ሱዳን፣ ብሰፊሑ ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ኣብቲ ብቀዳም ጀሚሩ ሰንበት 20 ታሕሳስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ልዕሊ 7,500 ዜጋታት ወጻኢ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትያ
Radio Erena: 20 December 2021
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ጉዳይ ናይ ስራሕ ፍቓድን ቪዛን ብዝተኣሳሰር ልዕሊ 7,500 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ።
ካብቶም ዶብ ጥሒሶም ናብ ስዑዲ ዓረብ ክኣ [...]