Category: News

1 266 267 268 269 270 977 2680 / 9765
ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነ ገሊጹ

ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነ ገሊጹ

Radio Erena: 23 February 2022 ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ሓደጋ ምጥሓል ከምዘድሓኑ፣ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ካብዞም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት [...]
ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብ20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ

ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብ20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 22 February 2022 ስእሊ፡ ኣርካይቭስ ኢንተርነት ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብሰንበት 20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ መበል 37 ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ወጺኡ። [...]
ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ

ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ

Radio Erena: 22 February 2022 ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብ21 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኢትዮጵያ ንስምምዕ 2015 [...]
ሶማል፤ ኣብ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ

ሶማል፤ ኣብ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 February 2022 ኣብ ሶማል ኣብ ዝካየደ ዘሎ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ፋሃድ ያሲን፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ዝነበረ ፋሃድ ያሲን፣ ቀንዲ [...]
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ምእሳር ፖለቲከኛታት ይቕጽል

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ምእሳር ፖለቲከኛታት ይቕጽል

Radio Erena: 21 February 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ምእሳር ላዕለዎት ሓለፍትን ተጣበቕቲ መሰላትን ምእሳር ይቕጽሉ ከምዘለዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብመሰረት’ቲ ዝወጸ ሓበሬታ፣ ብቀዳም 19 [...]
ሶማል፣ ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ

ሶማል፣ ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ

Radio Erena: 21 February 2022 ኣብ ሶማል ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ ተኻዪዱ። እቲ ብቀዳም 19 ለካቲት ኣብ ከተማ በለድወይን ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 13 [...]
ሓደ ካብ’ቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ዝነበረ ሰራሕተኛታት ው.ሕ.ሃ. ናጻ ወጺኡ

ሓደ ካብ’ቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ዝነበረ ሰራሕተኛታት ው.ሕ.ሃ. ናጻ ወጺኡ

Radio Erena: 21 February 2022 ሓደ ካብ’ቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ዝነበረ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ናጻ ከምዝወጸ እቲ ውድብ ሓቢሩ። ሕቡራት ሃገራት ብዓርቢ 18 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለ [...]
ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

Radio Erena: 20 February 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣትዩዎ ንዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ፣ ካብ ኣብ ወተሃደራዊ ሃይሊ ዝያዳ፣ ኣብ ሰላማዊ ዘተ ከተኩር ከምዘለዎ ፈረንሳ ኣተሓሳሲባ። ፕረዚደንት ኢማኑወል ማክሮን፣ ምስ ቀዳ [...]
‘’ዘየዕርፍ ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቕረበ እማመ ከምዘይሰርሕ ዘመልክት እዩ’’ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን

‘’ዘየዕርፍ ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቕረበ እማመ ከምዘይሰርሕ ዘመልክት እዩ’’ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን

Radio Erena: 20 February 2022 ህዝቢ ሱዳን ብዘይዕረፍቲ ዘካዪዶ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊን፣ ሓይልታት ጸጥታ ንምዝራጉ ዘውርድዎ ዘለዉ ግፍዕታትን፣ መርኣያ ናይቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ እማመ ሰላም ተቐባልነት ከምዘይብሉ [...]
ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

Radio Erena: 20 February 2022 ሕብረት ኤውሮጳ ንልምዓታዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ። ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ፕረዚደንት ቆ [...]
1 266 267 268 269 270 977 2680 / 9765