Category: News
‘መ. ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ’ ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ.
Radio Erena: 06 March 2022
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ ክብል ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።እቲ ቆንስል [...]
ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ
Radio Erena: 06 March 2022
ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት ኣብ ዝኸፈተትሉ ክልተ መዓልታት ድሒሩ፣ ኣብቲ መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ።
ሱዳን፣ ንመስመር ጋላባት ብዕለት 2 መጋቢት [...]

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ገሊጹ
Radio Erena: 06 March 2022
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ምግላጹ፣ ኣብ ሰበስልጣን ኣመሪካ ቁጠዐ ፈጢሩ።
ምኽትል ኣቦ ወንበር’ቲ ቆንስል ለተናል ጀነራል መሓመ [...]
ኣብ የመን 9 ወተሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም፣ 30 ካልኦት ከኣ ቆሲሎም
Radio Erena: 04 March 2022
ኣልሑቲ ናይ የመን፣ ምስቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ተጸምቢሮም ካብ ዘለዉ ሰራዊት ሱዳን፣ 9 ከምዝቐተለ 30 ከኣ ከምዘቑሰለ ገሊጹ።
ኣልሑቲ ዕለት 2 መጋቢት፣ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ በደል ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ እትምርምር ኣደ ወንበር መዚዙ
Radio Erena: 04 March 2022
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንከተጻርይ ዝተመዘዘት ጉጅለ ዝመርሑ ክኢላታት መሪጹ።
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት’ቲ ውድብ ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት [...]
ንኤርትራ ሓዊሱ ንመላእ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስግኣት ኮይኑ ዝጸንሐ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ስግኣቱ ተቐንጢጡ
Radio Erena: 04 March 2022
ንኤርትራ ሓዊሱ ንመላእ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስግኣት ኮይኑ ዝጸንሐ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ስግኣቱ ከምዝተቐንጠጠ ውድብ መግብን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
FAO ኣብ መግለ [...]
ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ
Radio Erena: 03 March 2022
ሶማል፣ ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ዜጋታታ ብሰላም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝሰግሩሉ ባይታ ከምዘጣጠሐት ገሊጻ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ዛጊት ሃንጋሪ፣ ሞልዶቫ፣ ፖላንድ [...]

ባይቶ ጸጥታ፤ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ኣንቢሩ
Radio Erena: 03 March 2022
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ገይሩ።
እቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐረበ እማመ፣ 11 ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ ደገፈን ክህባሉ እንከለዋ፣ ኣ [...]
ኤርትራ ምስ 5 ሃገራት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደጊፋ
Radio Erena: 03 March 2022
ኤርትራ ምስ 5 ሃገራት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደጊፋ
ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ኲናት ደው ከተብልን ሰራዊታ [...]
ኣመሪካ፣ ድሕሪ ኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ
Radio Erena: 02 March 2022
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ኣፍሪኮም ኣፍሊጡ።
ኣመሪካ ካብ ሶማል ጠቕሊላ ከምዝወጸት ክትገልጽ ከምዝጸንሐት ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ኣብዚ ዓይኒ መላእ ዓለም ናብ [...]