Category: News

1 255 256 257 258 259 977 2570 / 9762
ኣብ ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ብዘጋጠመ ባርዕ ልዕሊ 2 ሽሕ ትካላት ንግዲ ተሃሙዅ

ኣብ ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ብዘጋጠመ ባርዕ ልዕሊ 2 ሽሕ ትካላት ንግዲ ተሃሙዅ

Radio Erena: 04 April 2022 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ዑሙር ዕዳጋ ኣብ ዝካየደሉ ከባቢ ብዘጋጠመ ባርዕ ብውሕዱ 2 ሽሕ ዱኳናትን ኣብያተ ሸቐጥን ከምዝተሃሞኸ መንግስቲ እታ ሃገር ብ2 ሚያዝያ [...]
ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ ተገሊጹ

ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 April 2022 ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ፣ ንምንጭታት ዜና ብምጥቃስ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢሩ። እቲ ኣባላቱ ዘይተነጸረ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ዝሓለፈ [...]
መደብ ሽኮሪናታት ምስ ሸኾርተት

መደብ ሽኮሪናታት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: 03 April 2022 Radio Erena · ሰንበት 03 ሚያዝያ 2022   [...]
ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ኣብ ቅድድም ማራቶን፣ ሰለስተ ክብረወሰን ብምስባር፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ኣብ ቅድድም ማራቶን፣ ሰለስተ ክብረወሰን ብምስባር፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊባ

Radio Erena: 03 April 2022 ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፡ ሎሚ ሰንበት 3 ሚያዝያ ወጋሕታ፡ ኣብ ደቡብ ኮርያ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ማራቶን ደጉ 2022፡ ቀዳማይቲ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዋቲት ኮይና [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደረጃ ኣምባሳደር ዝጸንሐ ውክልናኣ፣ ናብ ፈጻሚ ጉዳያት ምውራዳ ኣዛሪቡ

ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደረጃ ኣምባሳደር ዝጸንሐ ውክልናኣ፣ ናብ ፈጻሚ ጉዳያት ምውራዳ ኣዛሪቡ

Radio Erena: 03 April 2022 ንኣስታት 20 ዓመታት ተቛሪጹ ዝነበረ ርክብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ኣብ 2018 ዳግም ኣብ ዝጀመረሉ፣ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኑ ዝተመዘዘ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፣ ናይ ስ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት

ሰሙናዊ ፍጻሜታት

Radio Erena: 02 April 2022 https://www.youtube.com/watch?v=fq9JJScvm30 [...]
ፕረዚደንት ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢ ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

ፕረዚደንት ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢ ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

Radio Erena: 01 April 2022 ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢታት ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ነጺግዎ። እቲ ቤት ፍርዲ፣ ነቲ ተበግሶ ምህናጽ ድልድል ዝ [...]
ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ ጾም ሮሞዳን ክካየድ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘት ሰላም የመን ንምዕዋት፣ ኵናት ደው ከምዘበላ ኣፍሊጠን

ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ ጾም ሮሞዳን ክካየድ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘት ሰላም የመን ንምዕዋት፣ ኵናት ደው ከምዘበላ ኣፍሊጠን

Radio Erena: 31 March 2022 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ምእንቲ 'ቲ ኣብ እዋን ጾም ሮሞዳን ክግበር ትጽቢት ዝተነብረሉ ዝርርብ ሰላም የመን፣ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ዘካይድኦ ዘለዋ ኵናት፣ ደው ከምዘበላ ኣፍሊ [...]
ኣብ ክልል ዓፈር፣ ጽዑቕ ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ዓፈር፣ ጽዑቕ ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምእንቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ኵናት ደው ክብል ምውሳኑ፣ ተቐባልነት እኳ እንተረኸበ፣ ዛጊት ዝተራየእ፣ ረዲኤት ናይ ምብጻሕ ተበግሶ ከምዘየለ ብወገን ትግራይ ይግለጽ ኣሎ። [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ፣ ንጠበቓ ካብቶም እሱራት ብምውካስ ሮይተርስ ብ29 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ፣ ን [...]
1 255 256 257 258 259 977 2570 / 9762