Category: News

1 206 207 208 209 210 977 2080 / 9762
ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ብሃንደበት ቦኺራ

ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ብሃንደበት ቦኺራ

Radio Erena: 03 October 2022 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 19 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ማለት ሴካፋ ብሃንደበት [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ እንደገና ናይ 20% ወሰኽ ጌሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ እንደገና ናይ 20% ወሰኽ ጌሩ

Radio Erena: 03 October 2022 ቁጠባዊ ቅልውላው ምጽዋር ስኢኑ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ ሕጂ'ውን ናይ 20% ወሰኽ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ዋጋ ናይቲ ብድጎማ ዘእትዎ ነዳዲ፣ [...]
ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፔዱዛ ዝጠሓልሉ ታሽዓይ ዓመት ይዝከር

ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፔዱዛ ዝጠሓልሉ ታሽዓይ ዓመት ይዝከር

Radio Erena: 03 October 2022 ኣስታት 360 ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ኣብ ላምፔዱዛ ዝጠሓልሉ ታሽዓይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። ኣብ 03 ጥቅምቲ 2013፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ጽዒ [...]
ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ተዓዋቲ ስልማት ፔን ኤርትራ 2022 ኮይኑ

ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ተዓዋቲ ስልማት ፔን ኤርትራ 2022 ኮይኑ

Radio Erena: 02 October 2022 ዓመታዊ ኣብ ዝካየድ ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ናይዚ ዓመት'ዚ ተዓዋቲ ኮይኑ። ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ሎሚ ሰንበት 02 ጥቅምቲ 2020'ዩ [...]
ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 02 October 2022 ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተርእዮ ዘላ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ኣመሪካ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብፍላይ ምስቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተኣሳሲሩ፤ ሩስያ ቁጠባዊ [...]
ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

Radio Erena: 02 October 2022 ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፤ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ደብዳብ ከምዘጉሃዮ ገሊጹ። ኣፈኛ'ቲ ዋና ጸሓፊ ስተቨን ዱጃሪክ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቲ ደብዳብ ብሓፈሽኡ ከኣ [...]
ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

Radio Erena: 02 October 2022 ካብ 1992 ኣትሒዙ፤ ኣብ ልዕሊ ሶማል ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክለዓል፤ መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ጸዊዖም። እቶም መራሕቲ ነዚ ጻውዒት'ዚ ዘቕረቡ፤ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን [...]
ኣብ መላእ ኤርትራ፣ ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ግፋ፣ ንብዙሓት ስድራቤታት ብዘይኣለይቲ ኣትሪፉ

ኣብ መላእ ኤርትራ፣ ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ግፋ፣ ንብዙሓት ስድራቤታት ብዘይኣለይቲ ኣትሪፉ

Radio Erena: 30 September 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ግፋ፣ ስድራቤታት ብዘይኣለይቲ ኣትሪፉ ምህላዉ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ርእሲ'ቲ፣ ኩሎም'ቶም፣ ብሕማም፣ ሓገ [...]
ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኮይኑ

ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኮይኑ

Radio Erena: 29 September 2022 ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ፣ ንወዱ ወራሲ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ። እቲ ሽመት፣ እቲ ስልጣን ኣቡ [...]
ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 September 2022 ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ካብ ኣህጉራዊ ማሕበር ሰብ ኩነኔ ዝስዕቦ ዘሎ፣ ብ2 [...]
1 206 207 208 209 210 977 2080 / 9762