Category: News

1 198 199 200 201 202 977 2000 / 9765
ኢትዮጵያ፣ ባንክታት 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ወርሓዊ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

ኢትዮጵያ፣ ባንክታት 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ወርሓዊ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

Radio Erena: 03 November 2022 ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ባንክታት እታ ሃገር 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ፣ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ኣውጺኡ። እተን ባንክታት፣ ናብ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ‘ሽርሒ’ ተቛሪጹ ኔሩ ዝበሎ መጻረዩ ነዳዲ ስርሑ ከምዝጀመረ መንግስቲ ገሊጹ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ‘ሽርሒ’ ተቛሪጹ ኔሩ ዝበሎ መጻረዩ ነዳዲ ስርሑ ከምዝጀመረ መንግስቲ ገሊጹ

Radio Erena: 03 November 2022 ኣብ ሱዳን፣ ካርቱም ዝመደበሩ ዝመጻረዩ ነዳዲ፣ ካብ ንጥፈታቱ ከምዝተሰናኸለ መርበባት ዜና ሓቢረን። እቲ መጻረዩ ነዳዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ደው ዝበለሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ [...]
ናይ ረቡዕ 02 ሕዳር 2022 ፈነወና፦

ናይ ረቡዕ 02 ሕዳር 2022 ፈነወና፦

Radio Erena: 02 November 2022 Radio Erena · ረቡዕ 02 ሕዳር 2022   [...]
መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ ይካየድ ኣሎ

መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 02 November 2022 መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ኣልጀርያ፣ ከተማ ኣልጀርስ ይካየድ ኣሎ። እቲ ባሕቲ ሕዳር ዝተኸፍተ፣ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣአንጋዲት [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዝኣተወን ከተማታት ትግራይ ቅትለትን ዝምታን ይፍጽም ኣሎ።’ ኣሶሸትድ ፕረስ

‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዝኣተወን ከተማታት ትግራይ ቅትለትን ዝምታን ይፍጽም ኣሎ።’ ኣሶሸትድ ፕረስ

Radio Erena: 02 November 2022 ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዝኣተወን ከተማታት ትግራይ ቅትለትን ዝምታን ይፍጽም ኣሎ ክብል ኣሶሸተድ ፕረስ ንነበርቲን ሰራሕተኛታት ኣህጉራውያን ትካላትን ብምጥቃስ ኣቃሊሑ። እቲ ሰራዊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም

Radio Erena: 02 November 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብውሕዱ 27 ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ተሓቢሩ። ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ተሳቲፎም፣ ካብ ቤኒሻንጉል [...]
ዩኒሰፍ፣ ኣብ ኤርትራ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ዩኒሰፍ፣ ኣብ ኤርትራ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ -ዩኒሴፍ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ፕሮጀክታት፣ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ትካል ኣብ ዘውጽኦ ወቕታዊ ጸብጻብ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ [...]
ሶማል፣ ብቀዳም ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 በጺሑ

ሶማል፣ ብቀዳም ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 በጺሑ

Radio Erena: 01 November 2022 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ዝርከብ ህንጻ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ብቀዳም 29 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ማንታ መጥቃዕታት፣ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 100 ከምዝበጽሐ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማ [...]
Extension of the Ethiopian Peace Talks

Extension of the Ethiopian Peace Talks

  Radio Erena News, 31 October 2022 The Peace talks between the Ethiopian federal government delegation and its Tigrayan counterpart wh [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ተናዊሑ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ተናዊሑ

Radio Erena: 31 October 2022 ካብ 25 ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክካየድ ብዝወጸ መደብ መሰረት፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝዛተዩ ዘለው ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንተወሳኺ ሰለስተ መዓልታት ክቕ [...]
1 198 199 200 201 202 977 2000 / 9765