Category: News
ን43 ዓመታት ንኤኳቶርያል ጊኒ ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክቕጽል’ዩ
Radio Erena: 28 November 2022
ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት፣ ንዘነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቴዶር ኦብያንግ ንግዌማ ባሳጎ፣ ብሰንበት 20 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ትግባረ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ዝከታተል ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ መቐለ ክዋፈር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 November 2022
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ደማዊ ኵናት ደው ንምባልን ብፖለቲካዊ ዘተ ንምቕጻሉን ኣብ 02 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ትግባረ [...]
AU Special Envoy: Eritrean troops presence in Tigray may obstruct
Erena News: 28 November 2022
African Union Special Envoy to Ethiopia Olusegun Obasanjo said that the presence of Eritrean troops in T [...]
‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’: ኦባሳንጆ
Sunday,, 27 November 2022
‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’ ክብል ኣብቲ ዞባ ዑደት ዘካየደ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ።
ነቲ ልኡኽ ዝመርሐ ኦሊሰ [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ካብቲ ምስ ዕጡቓት ሓይልታት እታ ሃገር ከካዪዶ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ስሒቡ
Sunday, 27 November 2022
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ካብቲ ምስ ዕጡቓት ሓይልታት እታ ሃገር ከካዪዶ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ከምዝሰሓበ ኣፍሊጡ።
እቲ ካብ 2018 ዓመተ ምህረት ኣትሒዙ ክቕጽል ክቋረጽ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም፣ ኣብ [...]
ሶማል፡ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ተቐቲሉ
Sunday, 27 November 2022
መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይታ ሃገር መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ’ቲ ጥሩፍ ጉጅለ ከምዝተቐትለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
[...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሕዳር ፈነወና፦
Radio Erena: 25 November 2022
Radio Erena · ዓርቢ 25 ሕዳር 2022
[...]
Somali Commando Units Kill 49 Al-Shabab Combatants
Erena News, 24 November 2022
The Somali Ministry of Information said that special commando units of the Somali army killed 49 combata [...]
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ ንመጀመርያ እዋኑ ናብ መቐለ በጺሑ
Thursday, 24 November 2022
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ኦሉሶጉን ኦባሳንጆ፣ ድሕሪ 'ቲ ብ2 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ናብ መቐለ በ [...]
ፕረዚደንት ባይደን፣ ኣብ ዋዕላ ኣመሪካን ሃገራት ኣፍሪቃን ንዝሳተፉ 49 መራሕቲ ዕድመ ልኢኹ
Radio Erena: 24 November 2022
ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን፣ ኣብቲ ካብ 13 ክሳብ 15 ታሕሳስ 2022፣ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝካየድ ዋዕላ ኣመሪካን ሃገራት ኣፍሪቃን ንዝሳተፉ መራሕቲ ወግ [...]