Category: News
ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 12 March 2023
ፍሪዶም ሃውስ ዝተባህለ ጉጅለ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2023 ጸብጻቡ ኤርትራ ኣብ መዳይ ዴሞክራሲ፡ ካብተን ዝኸፍኣ ዝበኣሰት ዝብል ደረጃ ከምዝሓዘት ኣፍሊጡ።
እቲ ካብ ዝምስረት መበል 50 ዓመ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 12 March 2023
ጸሓፊ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ ምዃኑ፣ ቤት ጽሕፈት’ቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመልኪቱ።
እቲ ቤት [...]
ሓድሽ ወጥሪ ኣብ መንጎ ፕ. ሳልቫ ኪርን፣ መቐናቕንቱ ሪክ ማቻርን ናብ ዘተ የምርሕ
Radio Erena: 12 March 2023
ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲትን፣ መቐናቕንቱ ሪክ ማቻርን፣ ብዓርቢ 10 መጋቢት ገጽ ንገጽ ተራኺቦም ዘተ ኣካዪዶም።
ሳልቫ ኪር፣ ሚኒስተር ምክልኻል ንዝነበረት በዓልቲ ቤት ሪክ ማቻር ካብ ስል [...]
ታሕተዋይ ባይቶ ሶማልያ ታሪኻዊ ውሳነ ኣሕሊፉ
Radio Erena: 10 March 2023
ታሕታዋይ ባይቶ ሶማል ኣንጻር ግብረሽበራ ዝቐንዐ ታሪኻዊ ዝበሎ ውሳነ ከም ዘመሓላለፈ ተገሊጹ።
ብረቡዕ 8 መጋቢት ተጋቢኡ ዝወዓለ ባይቶ ሶማል፡ ንወኪላት ጸጥታ መንግስቲ ኣንጻር ሽ [...]
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ሰራዊቱ ናብ ካርቱም ምእታዉ ተኣሚኑ
Radio Erena: 10 March 2023
ሰራዊት ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ሰራዊቱ ናብ ካርቱም ምእታዉ ተኣሚኑ።
ሰራዊት ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ብረቡዕ 8 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ 700 ኣባላቱ ካብ ዞባ ዳርፉር ብምምጻእ ን [...]
ባይቶ ጸጥታ ጉጅለ ክኢላታት ማዕቀብ ሱዳን ዕምሩ ከናውሕ ወሲኑ
Radio Erena: 10 March 2023
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሓሙስ 9 መጋቢት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ንእገዳ ሱዳን ንዝከታተል ኮሚቴ ዝሕግዙ ክኢላታት ዝሓዘት ጉጅለ ዕምራ ንሓደ ዓመት፡ ክሳብ 12 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ሶማል ዝስለፍ ተወሳኺ ሰራዊት ልኢኻ
Radio Erena: 09 March 2023
እዚ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝቑጽሮም ወተሃደራት ዝሓቖፈ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰኑይ 6 መጋቢት ናብ ሶማል ከምዝኣተወ፣ ወተሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
ምስ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍ [...]
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ
Radio Erena: 09 March 2023
ኣብዚ ኣብ ትሕቲ ‘ምቕባል ፍትሓውነት’ ዝብል ቴማ ዝተዘከረ መዓልቲ፣ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንትዮንዮ ጉተረዝ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ደቀንስትዮ ዓለም ጎዲሉወን ዘሎ ኣብ [...]
ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም ተራኺቡ
Radio Erena: 09 March 2023
ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም፡ ባንክ ኣፍሪቃዊ ልምዓትን ሕብረት ኤውሮጳን ተራኺቡ።
ኣብቲ ብረቡዕ 8 መጋቢት ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኬንያ ዝተገብረ ርክብ፡ ብዘይ [...]
ኣልሸባብ ከሲርዎ ዝነበረ መዓስከር ተቖጻጺሩ
Radio Erena: 08 March 2023
ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ፡ድሕሪ ብመንግስትን ምልሻታት ቀቢላታትን ናይታ ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ከሲርዎ ዝጸንሐ መዓስከር ዳግም ተቖጻጺሩ።
ኣልሸባብ ካብቲ ኣብ ደቡባዊ ጁባላ [...]