Category: News

1 141 142 143 144 145 979 1430 / 9788
ኤርትራ፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከምዝረክብ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከምዝረክብ ተገሊጹ

Radio Erena: Wednesday, 14 June 2023 ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክርከብ ከምዝኸኣለ ጸብጻብ ኣህጉራዊ ወኪል ጸዓት ኣፍሊጡ። እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ትካል ኣብ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ሰነ 2023 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ሰነ 2023 ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: Tuesday, 13 June 2023 Radio Erena · ሰሉስ 13 ሰነ 2023   [...]
መራሕቲ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ድሕሪ ኵናት ንመጀመርያ እዋኖም፣ ኣብ ባህርዳር ብኣካል ተራኺቦም ዘትዮም

መራሕቲ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ድሕሪ ኵናት ንመጀመርያ እዋኖም፣ ኣብ ባህርዳር ብኣካል ተራኺቦም ዘትዮም

Radio Erena: Monday, 12 June 2023 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ድሕሪ ዝቐጸለ ኵናት፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ስምምዕ ንዘተ ሰላም ካብ ዝኽተም ኣብ ሻብዓይ ወርሑ፣ [...]
ኤርትራ፣ ድሕሪ ልዕሊ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ዝተሳተፈቶ ዋዕላ ኢጋድ፣ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

ኤርትራ፣ ድሕሪ ልዕሊ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ዝተሳተፈቶ ዋዕላ ኢጋድ፣ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

Radio Erena: Monday, 12 June 2023 መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ሰላምን ድሕነትን እቲ ዞባ ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዶም። ኣብቲ ብ12 ሰነ ዝተኻየደ፣ መበል 14 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ [...]
ኣፍሪቃውያን ምስ ኣህባይ ዘመሳሰለ  ኣምባሳደር ሮማንያ ኣብ ኬንያ ናብ ዓዱ ተሳሒቡ

ኣፍሪቃውያን ምስ ኣህባይ ዘመሳሰለ ኣምባሳደር ሮማንያ ኣብ ኬንያ ናብ ዓዱ ተሳሒቡ

Radio Erena: MONDAY, 12 June 2023 ኣፍሪቃውያን ምስ ኣህባይ ዘመሳሰለ ኣምባሳደር ሮማንያ ኣብ ኬንያ፣ ድራጎስ ቪዮረል ቲጋው፣ ናብ ሃገሩ ከምዝተሳሕበ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሮማንያ፣ ብ10 ሰነ [...]
ኣመሪካ፣ ንኢትዮጵያ ክትልግሶ ዝጸንሐት ረዲኤት ጠቕሊላ ደው ምባላ፣ ፖለቲካዊ ውሳኔ’ዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

ኣመሪካ፣ ንኢትዮጵያ ክትልግሶ ዝጸንሐት ረዲኤት ጠቕሊላ ደው ምባላ፣ ፖለቲካዊ ውሳኔ’ዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

Radio Erena: MONDAY, 12 June 2023 ኣመሪካ፣ ምስቲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ዝተባህለ ምጥፍፋእ ረዲኤት ብዝተሓሓዝ፣ ክትልግሶ ዝጸንሐት ሰብኣዊ ሓገዝ ጠቕሊላ ደው ምባላ፣ 'ፖለቲካዊ ውሳኔ'ዩ ክብል ኣፈኛ መ [...]
ጀኔቫ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ንምዝካር ዝዓለመ ስእላዊ ምርኢት ቀሪቡ

ጀኔቫ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ንምዝካር ዝዓለመ ስእላዊ ምርኢት ቀሪቡ

Radio Erena: MONDAY, 12 June 2023 ኣብ ኤርትራ ብዘይ ክሲ፣ ፍርዲ፣ ፍትሕን ንልዕሊ 20 ዓመት ተኣሲሮም፣ ደሃዮም ዝጠፍአ ናይ ፖለቲካ እሱራት ንምዝካር ዝዓለመ ስእላዊ ምርኢት ኣብ ጀኔቫ ከምዝቐረበ ወኪል ራድ [...]
ኦሮሚያ፤ ኣባላት ፋኖ ምዃኖም ዝተገልጹ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

ኦሮሚያ፤ ኣባላት ፋኖ ምዃኖም ዝተገልጹ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Friday, 11 June 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ኦሮሚያ፤ ኣባላት ፋኖ ምዃኖም ዝተገልጹ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። ኣዲስ ስታንዳርድ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣዘራሪበ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓደ ናይ ሓባር ባጤራ ክጥቀማ እማመ ቀሪቡ

ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓደ ናይ ሓባር ባጤራ ክጥቀማ እማመ ቀሪቡ

Radio Erena: Friday, 11 June 2023 ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓደ ናይ ሓባር ባጤራ ክጥቀማ ዝቐረበ እማመ፤ ብዕቱብ ክስራሓሉ ክጅምር'ዩ ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ኮሚሽነር ቁጠባዊ ምዕባለ፤ ንግ [...]
ሶማል፤ ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ኢትዮጵያ ናይ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ

ሶማል፤ ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ኢትዮጵያ ናይ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ

Radio Erena: Friday, 11 June 2023 ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሶማል፤ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ኢትዮጵያ ናይ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ። ማዕከን ዜና ኣናዶሉ ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፤ እቲ ኣብ ክልተ መካ [...]
1 141 142 143 144 145 979 1430 / 9788