Category: News

1 125 126 127 128 129 980 1270 / 9791
መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ክወሃቦ ጸዊዑ። ኣምባሳደር ዳረን ወልች፤ ንፍልይቲ ልእኽቲ ብሪጣንያ ኣብ [...]
ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ኬንያን ሶማልን ካብን ናብን ሞቓድሾ ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ንምሃብ ተሳማሚዐን። ሚኒስተር ትራንስፖርት ኬንያ ኪፕቹምባ ሙርኮመን፤ ምስ ሶማላዊት መዘንኡ ፋርዶውዛ ዑ [...]
ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ፤ ከምዘይተቐበለቶ ተገሊጹ። ሰበስልጣን ግብጺ ብዓርቢ 11 ነሓሰ ንዎል ስትሪ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Saturday, 12 August 2023 Radio Erena · ቀዳም 12 ነሓሰ 2023   [...]
ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 https://www.youtube.com/watch?v=5um9poyd5jk [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 Radio Erena · ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023   [...]
ባንክ ዓለም ንኡጋንዳ ዝህቦ ምወላ ደው ኣቢሉ

ባንክ ዓለም ንኡጋንዳ ዝህቦ ምወላ ደው ኣቢሉ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 ባንክ ዓለም፣ ንኡጋንዳ ዝህቦ ዝነበረ ምወላ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ተገሊጹ። ሮይተርስ ብዘቕርቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ንኡጋንዳ ዝህቦ ዝነ [...]
ሶማል፣ ኣብ መንገዲ ዝተጻወደ ነታጕ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ቀቲሉ

ሶማል፣ ኣብ መንገዲ ዝተጻወደ ነታጕ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 ኣብ ሶማል፣ ዞባ ታሕታይ ሸበሌ፣ ኣብ ጎደና ዝተጻወደ ነታጕ ብምፍንጃሩ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉን 12 ድማ ከምዝቖሰሉን ተገሊጹ። ኣማሓዳሪ እቲ ዞባ፣ መሓመ [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭታት ከምዝሃድአ ተሓቢሩ

ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭታት ከምዝሃድአ ተሓቢሩ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭት ሚሊሻታትን ሰራዊት መንግስቲን ከምዝሃደ ተሓቢሩ። ብፍላይ ኣብ ከተማታት ጎንደር፣ ባህርዳር፣ ደብረብርሃ [...]
ሶማል፣ ንናይ 100 ሜትሮ ቅድድም ጉያ እግሪ ብልዕሊ 21 ሰክንድ ዝዛዘመት መንእሰያ መዛረቢት ማዕከናት ዜና ኮይና

ሶማል፣ ንናይ 100 ሜትሮ ቅድድም ጉያ እግሪ ብልዕሊ 21 ሰክንድ ዝዛዘመት መንእሰያ መዛረቢት ማዕከናት ዜና ኮይና

Radio Erena: Thursday, 10 August 2023 ፈደረሽን ኣትለቲክስ ሶማል፣ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ጸወታታት ዪኒቨርስታት ዓለም፣ ኣብ ናይ 100 ሜትሮ ቅድድም ጉያ እግሪ ክትሳተፍ ዝልኣኻ፣ ናስራ ኣቡበከር ዓሊ ዝ [...]
1 125 126 127 128 129 980 1270 / 9791