Category: ዜና ኤርትራ
መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ጂቡቲን ሶማልን አብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ አፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ኣመሪካ ተመያይጦም
Radio Erena: 16 December 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣንቶኒ ብሊንከንን ሚኒስተር ምክልኻል ሎይድ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ትግራይ ቁሸት 50 ሰባት ረሺኑ። ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም
Radio Erena: 15 December 2022
ሰራዊት ኤርትራ፡ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ዓስኪሩለን ኣብ ዘሎ ከባቢታት ትግራይ፡ አብ ሓንቲ ቁሸት ጥራይ ኣስታት 50 ሰባት ከምዝረሸነ፡ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ዶክተር ቴድሮስ [...]
ኤርትራ፣ ፈላሚ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ ብቻይናውያን ሓካይም ተኻይዱ
Radio Erena: 15 December 2022
ኣብ ኤርትራ፣ መወከሲ ሆስፒታላት ኦሮታን ሓሊበትን፣ ፈላሚ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ ብቻይናውያን ሓካይም ተኻይዱ።
እቲ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ፣ ኣብ ኤርትራ ክካየድ ንመጀመር [...]
ፌይስቡክ- ሜታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃር ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ተኸሲሱ
Radio Erena: 14 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃርን ናይ ጽልኢ ዘመተ ኣብ ምስፍሕፋሕን፣ ፌይስቡክ- ሜታ፣ ዝልዓለ ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ክሲ ተመስሪትዎ።
እቲ ንክልተ ኢትዮ [...]
ኤርትራ፣ ልዕሊ 95% ነፍሰጾራት መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ-ኤይድስ ከምዝግበረለን ተገሊጹ
Radio Erena: 14 December 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ልዕሊ 95% ነፍሰጾራት፣ መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ - ኤይድስ ከምዝግበረለን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
እቲ ውድብ ብምኽንያት እቲ ኣብ ባሕቲ ታሕሳስ ተዘኪሩ ዝወዓለ [...]
ኣስመራ፣ ናይ ኢትዮጵያ ባጤራ ብር ሒዞም ዝኣተዉ ገያሾ ተኣሲሮም
Radio Erena: 13 December 2022
ናብ ኣዲስ ኣበባ ገይሾም ናብ ኣስመራ ዝተመልሱ ክልተ ኤርትራውያን፣ ኣስታት 10 ሽሕ ብር ሒዝኩም ጸኒሕኩም ብዝብል ተኣሲሮም።
እቶም ኣብ ንግዲ ከምዝነጥፉ ዝተሓበሩ፣ ኣብ ክሊ [...]
ኤርትራ፣ ቻይና ንሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ዘፍቀደቶ ናይ ዜሮ ታሪፍ ሰደድ ተገሊላ
Radio Erena: 12 December 2022
ቻይና፣ ኣብ 7 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ 16 ሃገራት ንዝኣቱ ነገራት፣ ብዜሮ ታሪፍ ወይ ድማ ካብ ናይ ሰደድ ቀረጽ ናጻ ክትገብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ጽልኢን ጎነጽን ዝዕድም ናይ ቪድዮ መልእኽቲ፣ ብፌስቡክ ዘመሓላለፈ ኤርትራዊ ን40 መዓልታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 12 December 2022
ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነበር ኤርትራዊ፣ ኣብ ልዕሊ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ናይ ጽልእን ጎነጽ ዝዕድምን ናይ ቪድዮ መልእኽቲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ፌይስቡክ ብምዝርግሑ ገበነኛ [...]
ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ዘይተዓደመትሉ ምኽንያት ተገሊጹ
Radio Erena: 11 December 2022
ኤርትራ ኣብቲ ብፕረዚደንት ኣመሪካ ዝተዳለወ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዘይተዓደመትሉ ምኽኒያት፣ ብሰንኪ ኣመዝጊባቶ ዘላ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ምዃኑ፣ ካብ ዋይት ሃውስ ዝ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 21 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታትን ሰበ ስልጣን ነበርን ዝዝክር ስእላዊ ምርኢት ኣብ ህንጻ ፓርላማ ቀሪቡ
Radio Erena: 08 December 2022
ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዞም ኣብ ማእሰርቲ ናይ ዝርከቡ ጋዜጠኛታትን ሰበ ስልጣን ነበርን ዝዝክር ስእላዊ ምርኢት ኣብ ህንጻ ፓርላማ ቀሪቡ።
እቲ [...]