Category: ዜና ኤርትራ

1 86 87 88 89 90 628 880 / 6280
‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዶባቱ’ዩ ዘሎ።’ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኦባሳንጆ

‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዶባቱ’ዩ ዘሎ።’ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኦባሳንጆ

Radio Erena: 19 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋ'ን'ዚ ኣብ ዶባቱ'ዩ ዘሎ ክብል ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኦሉሶጉን ኦባሳንጆ ምስ ፋይናንሻል ታይምስ ኣብ ዘከያዶ ቃለ መጠይቕ ገሊጹ [...]
ኤርትራዊት ኣትሌት ናጽነት ኣማኑኤል፣ ብሰንኪ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ካብ ውድድራት ምእጋዳ ተሓቢሩ

ኤርትራዊት ኣትሌት ናጽነት ኣማኑኤል፣ ብሰንኪ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ካብ ውድድራት ምእጋዳ ተሓቢሩ

Radio Erena: 18 January 2023 ኣሃዱ ቅንዕና ኣትለቲክስ፡ ንኤርትራዊት ኣትሌት ናጽናት ኣማኑኤል፡ ንግዚኡ ኣብ ዝኾነ ይኹን ቅድድም ንኸይትወዳደር ከም ዝኣገዳ፡ ብ13 ጥሪ፣ ኣብ ናይ ትዊተር ማህደሩ ኣብ ዝዘርግሖ [...]
ኤርትራ ካብ እትርከበን 20 ሃገራት ዝተወከሉ 90ተቐዳደምቲ ዝወዳደርሉ ዙር ጋቦን 23 ጥሪ ክጅምር’ዩ

ኤርትራ ካብ እትርከበን 20 ሃገራት ዝተወከሉ 90ተቐዳደምቲ ዝወዳደርሉ ዙር ጋቦን 23 ጥሪ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 17 January 2023 ኤርትራ ካብ እትርከበን 20 ሃገራት ዝተወከሉ 90 ተቐዳደምቲ ዝወዳደርሉ፣ መበል 16 ውድድር La Tropicale Amissa Bongo ዙር ጋቦን 23 ጥሪ ክጅምር'ዩ። ኣብዚ ኣ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ሕማም ሽኮርያ ብ43% ከምዝወሰኸ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ሕማም ሽኮርያ ብ43% ከምዝወሰኸ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

Radio Erena: 17 January 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ፣ ሕማም ሽኮርያ ብ43% ከምዝወሰኸ ንጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይቲ ዞባ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ሓቢሩ። እቲ ጨንፈር ኣብ ዘ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘለ ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘለ ሓቲታ

Radio Erena: 16 January 2023 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ካብ ቻይና ካብ ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘላ ምሕታታ ቢዝነስ ኢንፎ ኣቃሊሑ። እታ ሃገር ዕዳ ክስረዘላ ዝሓተተ፣ ብሓድሽ ሚ [...]
‘ኣብ ትግራይ፣ ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ተኸፋፊሉ።’ ሕቡራት ሃገራት

‘ኣብ ትግራይ፣ ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ተኸፋፊሉ።’ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 16 January 2023 ኣብ ትግራይ፣ ኣብዚ ኣስታት ወርሒን ፈረቓን ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ክበጻጻሕ ምኽኣሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ውድብ፣ ስቴፋን ዱጃሪች፣ ብ13 ጥሪ ኣብ ዝሃ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 14 ጥሪ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 14 ጥሪ 2023 ፈነወና

Radio Erena: 14 January 2023 Radio Erena · ቀዳም 14 ጥሪ 2023   [...]
ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

Radio Erena: 13 January 2023 https://www.youtube.com/watch?v=ow6ef3H9RRA&t=1s [...]
ዕለታዊ ዜና – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

ዕለታዊ ዜና – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

Radio Erena: 13 January 2023 https://www.youtube.com/watch?v=g9mvomWpk5k [...]
ኤርትራዊት ተማሃሪት ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ምኽሳዕ ደቂንስትዮ ብምትኳር ብዘካየደቶ ሓጺር መጽናዕታዊ ጽሑፍ ተዓዊታ

ኤርትራዊት ተማሃሪት ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ምኽሳዕ ደቂንስትዮ ብምትኳር ብዘካየደቶ ሓጺር መጽናዕታዊ ጽሑፍ ተዓዊታ

Radio Erena: 12 January 2023 መንእሰይ ኤርትራዊት ተማሃሪት ዩኒቨርሲቲ ተኔሲ፣ ሊድያ ገብረየሱስ ኣብ ጉዳይ ምኽሳዕ ደቂንስትዮ ኣተኵሩ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሓጺር መጽናዕታዊ ጽሑፍ ምዕዋታ፣ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ [...]
1 86 87 88 89 90 628 880 / 6280