Category: ዜና ኤርትራ
ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 17 May 2023
ኢጣልያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና፣ ናብታ ሃገር ምብጻሕ ዘካየደ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ማተዮ ፒያንተዶሲ ኣፍሊጡ።
ንሱ ብ15 ግንቦት ናብ ቱኒዝያ [...]
‘ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ።’ ፕረዚደንት ቻይና
Radio Erena: 16 May 2023
ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምዃኑ' ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ ገሊጹ።
ፕረዙደንት ዢፒንግ ነዚ ዝገለጸ፣ ብ15 ግንቦት ምስ ፕረዚደንት ኤር [...]
‘ኤርትራ፣ ንቻይና ኣገዳሲት ሃገር’ያ።’ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋንግ ወንቢን
Radio Erena: 15 May 2023
ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ቻይና ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብቲ ካብ 13 ክሳብ 17 ግንቦት ኣብታ ሃገር ዘካይዶ [...]
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 14 May 2023
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ሕግታት ምርጫ ኣየኽበረን ብምባል ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዝግቦ ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ።
ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 2021 እቲ ኮሚሽን ህወሓት ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ብ87.5% ወሲኹ።” ፖሊስ ትራፊክ
Radio Erena: 12 May 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ገኒኑ ብሰንኪ ዘሎ ሓደጋ ተሽከርከርቲ፣ መጠን ሞት ብ87.5% ከምዝወሰኸ፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ትራፊክ ናይቲ ዞባ፣ ሜጀር ሃይለ በራኺ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ብሰንኪ ፕሮቶኮል ሱታፌ ውክልና፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምድፋእ ዘውዲ ንጉስ ቻርለስ ከምዘይተሳተፈት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 10 May 2023
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብ06 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምድፋእ ዘውዲ ንጉስ ቻርለስ፣ ንኽትሳተፍ ዝወከላ ሚኒስተር ፍትሒ፣ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሽም፣ ብውክልና ስለዘይፍቀድ ክትግበር ከምዘይ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ዝጠሓላ ጀላቡ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም፣ 234 ድሒኖም
Radio Erena: 09 May 2023
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ላምፔዱሳ፣ ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ብምጥሓለን፣ ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።
ሲብሩክ ዝተባህለ፣ ኣብ ጀርመን ዝመደበሩ ናይ ብሕቲ ትካል ም [...]
‘ካብ ከባቢ ከሰላ ተጨውዮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ 95 ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ።’
Radio Erena: 08 May 2023
ኣብ ካርቱም ከባቢኣን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ሃዲሞም፣ ናብ ከሰላ ዝተበገሱ ኤርትራውያን፣ ብመንገዲ ታላታ ዓሸር ተጨውዮም ናብ ኤርትራ ድሕሪ ምእታዎም፣ 95 ካብኣቶም ደሃዮም ከምዘይፍለጥ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሕጊ ንምኽባር ብዝብል ናብ ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጎ ዝኣተወ ሰራዊትን ዕጡቓትን ግጭት ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 08 May 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ወጥሪ፣ ሕጊን ስርዓትን ንምኽባር ብዝብል፣ ናብቲ ክልል ኣብ መንጎ ዝኣተወ ሰራዊት ፈደራልን ዕጡቓት ኣምሓራን ግጭት ይቕጽል ከምዘሎ ዝተፈላለዩ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ ዝተኻየደ ምእካብ ገንዘብ ኣይተዓወተን’ ው.ሕ.ሃ.
Radio Erena: 07 May 2023
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘድልዮ ባጀት ሓገዝ ንምርካብ ዘካየዶ ጻዕሪ ከምዘይተዓወተ ተገሊጹ።
እቲ ውድብ ብሓሙስ 4 ግንቦት ኣብ ዘካየ [...]