Category: ዜና ኤርትራ

1 72 73 74 75 76 633 740 / 6327
‘ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ካብ ዝተመልሱ፣ ሓደ ‘ውን ይኹን ሓታቲ ዑቕባ ወይ ስደተኛ ኣይነበሮምን።’RSS

‘ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ካብ ዝተመልሱ፣ ሓደ ‘ውን ይኹን ሓታቲ ዑቕባ ወይ ስደተኛ ኣይነበሮምን።’RSS

Radio Erena: Monday, 26 June 2023 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ በብእዋኑ ክሕዝዎም ዝጸንሑ ኣስታት 300 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተሰጎጉ ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ። መብዛሕቶም እቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ኣዲስ [...]
ሶማል ኣብ መንጎ ወተሃደራት መንግስትን ምልሻታትን ብዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል ኣብ መንጎ ወተሃደራት መንግስትን ምልሻታትን ብዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Monday, 26 June 2023 ኣብ ሶማል ኣብ መንጎ ሰራዊት ምክልኻልን ዞባውያን ዕጡቓትን ኣብ ከተማ ባርወ ብዝተወልዐ ግጭት ብርክት ዝበሉ ወተሃደራት ሞይቶም። ሚንስተር ምክልኻል ሶማል ዓብዲካድር ሙ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ባሕቲ ሓምለ ኣብ ዝጅምር ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ፣ ንጋንትኡ መሪሑ ክሳተፍ’ዩ

ቢንያም ግርማይ፡ ባሕቲ ሓምለ ኣብ ዝጅምር ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ፣ ንጋንትኡ መሪሑ ክሳተፍ’ዩ

Radio Erena: Sunday, 25 June 2023 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ በልጅማዊት ክለብ ኣንተኽማርሸ ቢንያም ግርማይ፡ ካብ ባሕቲ ሓምለ ክሳብ 23 ሓምለ ኣብ ዝካየድ፣ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ቱር ደ ፍራንስ፣ ንጋን [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ተታሒዘን ዘለዋ ክልተ መራኽብ ሪፖብሊክ ማልዲቭስ ንምልቓቕ ጻዕርታት ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ተታሒዘን ዘለዋ ክልተ መራኽብ ሪፖብሊክ ማልዲቭስ ንምልቓቕ ጻዕርታት ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: Friday 23 June 2023 ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ፣ ክልተ ነዳዲ ዘመላልሳ መራኽብ ከምዝቐየደት ኣህጉራዊ በዓል መዚ ኣገልግሎታት ወደብ ኣመልኪቱ። እተን ናይ ሪፖ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ግፍዕታትን ከብቅዕ፣ ሃገራዊ ጽገና ክገብር ኣመሪካ ጸዊዓ

መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ግፍዕታትን ከብቅዕ፣ ሃገራዊ ጽገና ክገብር ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: Friday 23 June 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣምሪካ ብቀጻሊ ከምእትኹንኖ፣ ቀዋሚት ወኪል እታ ሃገር ኣብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራ [...]
ድኹም ኣገልግሎት ኢንተርነት ኤርትራ፣ ምስ ቢንያም ግርማይ ንዝግበር ናይ ልምምድ ርክባት ዕንቅፋት ይፈጥረሎም ምህላዉ ኣሰልጣኒኡ ሓቢሩ

ድኹም ኣገልግሎት ኢንተርነት ኤርትራ፣ ምስ ቢንያም ግርማይ ንዝግበር ናይ ልምምድ ርክባት ዕንቅፋት ይፈጥረሎም ምህላዉ ኣሰልጣኒኡ ሓቢሩ

Radio Erena: 22 June 2023 ኣብ ኤርትራ ዘሎ ድኹም ኣገልግሎት ኢንተርነት፡ ስሩዕ ልምምድ ኣብ ምክያድ ዕንቅፋት ይፈጥረሎም ከም ዘሎ ውልቃዊ ኣሰልጣኒ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ተዛሪቡ። ተቕ [...]
የመን፣ ካብ  ኤርትራ ንዝፍኖ መጥቃዕቲ፣ ንዜጋታታን ሉኣላዊ ክሊ ማያን ክትኸላኸል ምዃና ኣጠንቂቓ

የመን፣ ካብ ኤርትራ ንዝፍኖ መጥቃዕቲ፣ ንዜጋታታን ሉኣላዊ ክሊ ማያን ክትኸላኸል ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: Wednesday 21 June 2023 ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ክትሕተተሉ፣ መንግስቲ የመን ጸዊዑ። ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን፣ ብ15 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ [...]
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

Radio Erena: Tuesday, 20 June 2023 Radio Erena · ሰሉስ 20 ሰነ 2023   [...]
ናብ ኡጋንዳ 80 ፓስፖርትታት ሒዙ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ቀይዲ ውዒሉ

ናብ ኡጋንዳ 80 ፓስፖርትታት ሒዙ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ቀይዲ ውዒሉ

Radio Erena: Sunday 19 June 2023 80 ፓስፖርታት ኣብ ሳንጣ ሒዙ፡ ብመንገዲ መዓርፎ ነፈርቲ ኢንተበ ናብ ኡጋንዳ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። እቲ ዓሊ ሓሰን ሂዳ ከምዝብሃልን ናይ ኤር [...]
1 72 73 74 75 76 633 740 / 6327