Category: ዜና ኤርትራ

ጅቡትን የመንን፣ ኣብ ጉዳያት መጓዓዝያ ባሕሪ ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 18 August, 2014 የመንን ጅቡትን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳን መጓዓዝያ ባሕርን ብሓባር ንኽሰርሓ ዝዓለም ዘተ ኣካይደን። ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ የመን፣ ሓሙድ ኣል ዖደይኒ ምስ ዝተፈላለዩ ሰ [...]

ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን ኣብ ፓሪስ ተጋቢኦም
Radio Erena: 18 August, 2014 ተቓወምቲ ሱዳን ኣብ ካርቱም ዝወደብዎ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ብፖሊስ ተበቲኑ። እቲ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ናይቲ ብመንግስቲ ዝቖመ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ ክካየድ ዝተወደበ ሰላማዊ ሰልፊ [...]

ኤርትራን ጅቡትን፣ ብሰንኪ ብኤርትራ ተታሒዙ ዝብሃል ዘሎ ወትሃደራዊ መኮነን ጅቡቲ ዳግም ኣብ ምስሕሓብ ከምዝርከባ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 August, 2014 ኤርትራን ጅቡትን ብሰንኪ'ቲ ብ25 ሓምለ ብኤርትራ ተታሒዙ ዝተባህለ ወትሃደራዊ መኮነን ጅቡቲ፣ ዳግም ኣብ ምስሕሓብ ከምዝርከባ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ገሊጸን። እቲ ኮርፖራል ኣሕመድ ዓብደላ ካ [...]

መንገዲ ኣየር ቐጠር፣ ናብ ጅቡትን ኤርትራን ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 15 August, 2014 ናብ ጅቡቲ ሓድሽ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ዝጀመረ መንገዲ ኣየር ቐጠር፣ ናብ ኤርትራ'ውን በረራታት ንምጅማር መደባቱ ኣብ ምጽፋፍ ከምዘሎ፣ ማዕከን ሓበሬታ ኤር ጆርናል ኣፍሊጡ። መንገዲ ኣየር [...]

ደንማርክ፣ብዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከተማርር ጀሚራ
Radio Erena: 15 August, 2014 ደንማርክ ኣሰር ጎረባብታ ብምስዓብ፣ ብብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከተማርር ጀሚራ። ጎረባብቲ ደንማርክ ዝኾና ሽወደንን ነርወይን፣ ኣቐዲመን ብብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከማርራ ዝጸንሓ ኮ [...]

ፍላይኦሎምፒክ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ሶማላውያን’ውን ናይ መጓዓዝያ ጸገም ፈጢሩ
Radio Erena: 14 August, 2014 ብሰንኪ ክሳራታት ብሃንደበት ደው ዝበለ መንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ፣ ብዘይካ ናብ ኤርትራ ካብን ናብን ሶማል ቲኬት ዘቑረጹ ኣዝዮም ብዙሃት ተጓዓዝቲ የማርሩ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ሲ ኤች፣ ኣቭ [...]

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ንምትግባር የጠንቕቕ
Radio Erena: 14 August, 2014 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ከምዝገብር ኣጠንቒቑ። ባይቶ ጸጥታ ነዚ መጠንቐቕታ ዘቕረበ፣ 15 ዝኣባላታ ወከልቲ ናይቲ ባይቶ ብሰሉስ 12 ነሓሰ ኣብ ጁባ [...]

ጓል 49 ዓመት በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ንስልጣን 90 ዓመት ዝዕድሚኡ በዓል ቤታ ክትርከብ ከምእትኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 14 August, 2014 በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ስልጣን ናይቲ ብእርጋን ተሰኒፍ ዝርከብ በዓል ቤታ ፕረዚደንት ዙምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ክትርከብ ከምእትኽእል ይግለጽ ኣሎ። 90 ዓመት ዝዕድሚኡ ፕረዚደንት ሮበርት [...]

ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 13 August, 2014 ሓድሽ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ የመን መሓመድ ሸኽ ዓብዱል ጀሊል ምስ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ የመን ዓዋድ ኣል ሶኮርቲ ትማሊ ሰሉስ 12 ነሓሰ ተራኺቡ ኣብ ዝተዘራረበሉ፣ ኣብ መንጎ ኤርት [...]

‘ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ክፍነወላ ንዝኽእል መጥቃዕቲ ድልውቲ’ያ’ ሚ.ም ሱዳን
Radio Erena: 13 August, 2014 ሱዳን ካብ እስራኤል ክፍነወላ ንዝኽእል መጥቃዕቲ ተዳልያትሉ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ነዚ መግለጺ'ዚ ዝሃበ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ኮለነል ኣል ዋራሚ ካልድ ስዒድ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ሱዳን [...]