Category: ዜና ኤርትራ

1 562 563 564 565 566 633 5640 / 6324
ኬንያ፣ ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ ቪዛ ክሓቱ ዘገድድ ሓድሽ ውሳኔ ንምሕላፍ ትዝቲ

ኬንያ፣ ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ ቪዛ ክሓቱ ዘገድድ ሓድሽ ውሳኔ ንምሕላፍ ትዝቲ

Radio Erena: 22 August, 2014 መንግስቲ ኬንያ ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቐዲሞም መእተዊ ቪዛ ክሓቱ ዘገድድ ሓድሽ ውሳኔ ንምውጻእ ይዝትየሉ ኣሎ። መንግስቲ ኬንያ ነዚ ንምውሳን ዝዝትየሉ ዘሎ፣ ደቡብ ኣፍ [...]
ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ብሰንኪ ዋሕዚ ናብ ስደት፣ ከቢድ ዋሕዲ መማህራን ኣንጸላልዩዎ

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ብሰንኪ ዋሕዚ ናብ ስደት፣ ከቢድ ዋሕዲ መማህራን ኣንጸላልዩዎ

Radio Erena: 21 August, 2014 ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ንዘጋጥሞ ዘሎ ሃጓፍ መማህራን ንምምላእ፣ ግቡእ ስልተና ምምህርና ንዘይወሰዱ ኣማኢት ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሳዋን ካልኦት ኮሌጃትን፣ ናብ ምምህርና መ [...]
ካናዳ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ዜጋታት ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ነናብ ዓዶም ምምላስ ትቕጽሎ ከምዘላ ተገሊጹ

ካናዳ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ዜጋታት ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ነናብ ዓዶም ምምላስ ትቕጽሎ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 21 August, 2014 ካናዳ፣ ናብ ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ዝኣመሰላ ሃገራት ስደተኛታት ናይ ምጥራዝ መስርሕ ትቕጽሎ ከምዘላ፣ ንጸብጻብ ክፍሊ ኣገልግሎት ዶብ እታ ሃገር Canada Border Services Agenc [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ዕደና ወርቂ 456 ሚልዮን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ዕደና ወርቂ 456 ሚልዮን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 21 August, 2014 ኢትዮጵያ ካብ እተካይዶ ዘላ ናይ ወርቒ ዕደና ኣብዚ ዓመት እዚ 456 ሚልዮን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ነዚ ዝሓበረ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ንግዲ እታ ሃገር ዓብዱራሕማን ስዒድ፣ ምስ ናይ ዝ [...]
ስደት ኤርትራውያን፣ ሓደ ካብ ዝዓበየ ዛዕባ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ኮይኑ

ስደት ኤርትራውያን፣ ሓደ ካብ ዝዓበየ ዛዕባ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ኮይኑ

Radio Erena: 20 August, 2014 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ብፍላይ ድማ ጉዳይ ኤርትራውያን ኣዘራራቢ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ መደባርት ተሌቪዥን ፈረንሳ፣ ቻነል 5፣ ብሰኑይ 18 ነሓሰ ሰ ዳን [...]
ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ኣብ ከባቢ ሓሬና ዘተባብዕ ውጽኢት ረኺቡ

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ኣብ ከባቢ ሓሬና ዘተባብዕ ውጽኢት ረኺቡ

Radio Erena: 20 August, 2014 ኣብ ቢሻ ዕደና ወርቂ ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን፣ ኣብ ከባቢ ሓሬና ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ኩዕታን ዳህሳስን ዘተባብዕ ውጺኢት ረኺቡ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሓሬና ካብ ቢሻ 10 ኪሎሜተር ንደቡብ ርሒቑ [...]
መላእ ኤርትራ፣ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ብዘይኤሌክትሪክ

መላእ ኤርትራ፣ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ብዘይኤሌክትሪክ

Radio Erena: 19 August, 2014 መላእ ኤርትራ፣ እንደገና ብዘይኤሌክትሪክ ንኣስታት ሓደ ሰሙን ኣቝጺራ ከምዘላ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ኣትሒዙ፣ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ብተኸታታሊ እዋን ኤሌክ [...]
ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢ ከሰላ ናጻ ዞባ ንምቛም ይስርሓሉ’ሎ

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢ ከሰላ ናጻ ዞባ ንምቛም ይስርሓሉ’ሎ

Radio Erena: 19 August, 2014 ካብ ዶብ ኤርትራን 11 ኪሎሜተር ናብ ሱዳን ርሑቑ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ከሰላ ናጻ ዞባ ንምቛም እምነ መሰረት ተነቢሩ። ነቲ እምነ መሰረት ዘንበረ፣ ሚኒስተር ወፍሪ ሱዳን ዶክተር ሙስጠፋ ዑስማን [...]
ሊብያ፣ ስደተኛታት ናብ ሱዳንን ቻድን ክትመስል ጀሚራ

ሊብያ፣ ስደተኛታት ናብ ሱዳንን ቻድን ክትመስል ጀሚራ

Radio Erena: 19 August, 2014 መብግስቲ ሊብያ ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከቡ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት 90 ሱዳናውያን ናብ ዓዶም መሊሱ። ኣስታት 700 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሱዳን ንቻድን ክመልስ ምዃኑ’ውን ይግለጽ ኣሎ [...]
ሽወደን ኣብ ታሪኻ ናይ መጀምርያ ወርቂ ማድልያ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 5 ሽሕ ሜትሮ ብኤርትራዊት ኣትለት ምዕራፍ ባህታ

ሽወደን ኣብ ታሪኻ ናይ መጀምርያ ወርቂ ማድልያ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 5 ሽሕ ሜትሮ ብኤርትራዊት ኣትለት ምዕራፍ ባህታ

Radio Erena: 18 August, 2014 ኣብ ስዊዘርላንድ ዙሪክ ኣብ ዝእንገድ ዘሎ ውድድር ሻምፕዮና ኣትለቲክስ ኤውሮጳ 2014 ፣ ኤርትራዊት ሽወደናዊት ምዕራፍ ባህታ፣ ብቀዳም 16 ነሓሰ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 5000 ሜትሮ ቅድድም ጉ [...]
1 562 563 564 565 566 633 5640 / 6324