Category: ዜና ኤርትራ

ደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ስምምዕ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ
Radio Erena: 16 October, 2014 ደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ኣብ ምትሕግጋዝ ወትሃደራዊ መዳይ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን። እቲ ንነዊሕ እዋን ክጸንሕ ምዃኑ ዝተነግረሉ ስምምዕ ክልትኤን ሃገራት፣ ዘጠቓለሎ ነጥብታት ብዝርዝር እኳ እ [...]

ገዳማት ኤርትራ ንምትእትታው ልኡኻት መንግስቲ ኤርትራ ንምውጋዝ ዝጸሓፍዎ ደብዳቤ ተዘርጊሑ
Radio Erena: 15 October, 2014 ገዳማት ኤርትራ፣ ንምትእትታዊ መንግስቲ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንተራ ኣማሓዳሪ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣቶ ይፍታሄ ዲሜጥሮስን ጸሓፊኡ ኣቶ ሃብቶም ርእሶምን ዝውግዝ ወግዓዊ ደብዳቤ ዘ [...]

ወሰኽ ዋጋ ቢራ ካብ ዋጋታት ባንን ጸባን ንላዕሊ ኣብ ጋ.ሓ.ኤርትራ ይዝረበሉ ምህላዉ ተነቒፉ
Radio Erena: 15 October, 2014 እኹል ጸባን ባኒን ኣብ ዘይተረኽባ ከተማ ኣስመራ ወሰኽ ዋጋ ቢራ ዝልዓለ መዘራረቢ ክኸውን ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ደጋጊሙ ምቅልሑ፣ ሚኒስትሪ ዜና ካብ ኣውራ ጉዳያት ንምህዳም ዝኽተሎ ዘሎ [...]

ኤርትራ ብስእነት መግቢ ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ካብ ዝርከባ 16 ሃገራት ዓለም ሓንቲ ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 15 October, 2014 ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብስእነት መግቢ ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ዝርከባ 16 ሃገራት ዓለም ምዃና ዓመታዊ ዝዳሎ ግሎባዊ ዝርዝር ጥሜት ናይ ዘንጸላለወን ሃገራት ኣመልኪቱ። እቲ ብሰኑይ 13 ጥቕምቲ [...]

ፖሊስ ፈረንሳ ብሰንኪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ከተማ ካሌ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 14 October, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ካሌ ናይ ፈረንሳ ዝተኣኻኸቡ ብዝሒ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ብዕጽፊ ድሕሪ ምዝያዱ፣ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ፖሊስ መንግስቲ ተ [...]

ሱዳን፣ ካብ ምስ ኢራን ምስ ስዑዲ ዓረብ ዘለዋ ዝምድና ከምዝድልድል ፕረዚደንት ኣልበሽር ገሊጹ
Radio Erena: 14 October, 2014 ሱዳን፣ ንሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ኢራን ድሕሪ ምስጓጓ ዝምድንኣ ምስ ስዑዲ ዓረብ ናብ ንቡር ተመሊሱ ምህላዉ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብዛዕባ'ዚ ኣመልኪቱ ንኣልሻርቕ ኣል [...]

የመን፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ካልኣይ ቀዳማይ ሚኒስተር
Radio Erena: 14 October, 2014 ንከተማ ሰንዓ ተቖጻጺሮም ዘለዉ ዕጡቓት ሺዓ ብፕረዚደንት እታ ሃገር ንዝተረቁሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ድሕሪ ምንጻጎም፣ እንደገና ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ተመዚዙ። እቶም ምስ መንግስቲ የመን [...]

ብምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ተኸሲሱ ን10 ዓመታት ክእሰር ዝተፈርደ ሱዳናዊ ካብ ቤት ማእሰርቲ ሃዲሙ
Radio Erena : 13 October, 2014 ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ተኸሲሱ ኣብ ከሰላ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበረ ሱዳናዊ፣ ከምዝሃደመ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ ሱዳናዊ፣ ብ [...]

ጅቡቲ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣትዮም ንዝበለቶም 187 ኢትዮጵያ መሊሳ
Radio Erena : 13 October, 2014 ጅቡቲ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዶብ ሰጊሮም ዝኣተዉ 187 ኢትዮጵያውያን፣ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመለሰቶም ተገሊጹ። እቶም ኢትዮጵያውያን፣ ኣብ ሚኒብስ ዝዓይነተን መካይን ተጻዒኖም ናብ ገማግም ባሕሪ [...]

ስምኦን ዘውደ፣ ሰኣላይን ጋዜጠኛን ሚኒስትሪ ዜና ሎሚ ወጋሕታ ተቐቲሉ ተረኺቡ
Radio Erena: 10 October, 2014 ጋዜጠኛን ሰኣላይን ኤሪቲቪ፣ ኣባል ሚኒስትሪ ዜና ስምኦን ዘውደ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ን15 ዓመታት ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ዘገልገለ ጋ [...]