Category: ዜና ኤርትራ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ነቲ ብሰፊሕ ተሳትፎ ህዝቢ ተነዲፉ ዝጸደቐ ናይ 1997 ቅዋም “ዝሞተ ሰነድ’ዩ” ክብል ገሊጽዎ
Radio Erena: 31 December 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ 1997 ብተሳትፎ ህዝቢ ተነዲፉ ብሃገራዊ ባይቶ ዝጸደቀን ትግባረ ጥራይ ዝጽበ ዝነበረን ቅዋም "ዝሞተ ሰነድ’ዩ" ክብል ገሊጽዎ። እቲ ፕረዚደንት ነቲ [...]

ብሽበራ ዝተኸሰሰ ብሪጣንያዊ ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ክፍረድ ከምዝኽእል ተሓቢሩ
Radio Erena: 31 December 2014 ብሽበራ ተኸሲሱ ኣብ ኢትዮጵያ መርመራ ክካየደሉ ዝጸንሐ ብሪጣንያዊ ንሞት ክፍረድ ከምዝኽእል ማዕከን ዜና ዘ ኢንዲፐንደንት ሓቢሩ። እቲ ኢትዮጵያ ከምዝተወልደ ዝተገልጸ እዚ ዓሊ ኣዶሩስ ዝተባ [...]

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ብናይ ሓባር ሜድያ ክሰርሑ ብመንግስቲ ኤርትራ ምድፍፋእ ይግበረሎም
Radio Erena: 30 December 2014 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ሓደ ወትሃደራዊ ጽላል ክጥነፉ ብመንግስቲ ኤርትራ ክግበረሎም ዝጸንሐ ምድፍፋእ፣ ናይ ሓባር ሜድያ ክህልዎም [...]

የመን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ጽኑዕ ሓለዋ ተካይድ። ምጥሓል ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል
Radio Erena: 30 December 2014 ብሰንኪ ጸጥታዊ ሃጓፍ ሃገራዊ ድሕነታ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ዝርከብ የመን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ ኣዚዛ። ሚኒስተር ውስጣዊ ጉዳያት የመን፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብገማግም [...]

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ካብ ፓኪስትና ናብ ናይጀርያ ዝተላእከ ኣጽዋር ብክሊ ኣየሩ ከይሓልፍ ከልኪሉ
Radio Erena: 30 December 2014 ንስግነት ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ፓኪስታን ተሸሚቱ ናብ ናይጀርያ ዝዓለመ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት ብክሊ ኣየሩ ከይትሓልፍ ከልኪሉ። እታ ታንክታትን ሓያሎ ተተኮስትን ዝጸዓነት ዓባይ ናይ ካርጎ ነ [...]

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ልደት ፈረንጂ ኤረትራውያን ዝርከብዎም 1300 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ኣድሒነ ኢሉ
Radio Erena: 29 December 2014 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣብ ልደት ፈረንጂ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 1300 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒነ ኢሉ። እቶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝኣተዉ ኣብ [...]

ንምትሓዙ 3 ሚልዮን ዶላር ዝተሰልዓሉ መራሒ ኣልሸባብ ኢዱ ሂቡ
Radio Erena: 29 December 2014 ብዝልዓለ ካብ ዝህደኑ መራሕቲ ኣልሸባብ ሓደ ዝኾነ ዛካርያ እስማዒል ኣሕመድ ሕርሲ፣ ናብ መንግስቲ ሶማል ኢዱ ሂቡ። እቲ ንዘትሕእዞ ወይ ድማ ዘለዎ ቦታ ንዝሓበረ ሰብ ብምምሕዳር ዋሽንግተን [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 29 December 2014 ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብቲ ካብ ዓርቢ 26 ታሕሳስ ክሳብ ትማሊ ሰንበት 28 ታሕሳስ ዘካየዶ ዑደት፣ [...]

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ኤርትራውያን ይገፍፍ
Radio Erena: 27 December 2014 ሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ገዛ ገዛ እንዳኣተው ክገፉ ከምዝጀመሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከቡ ኤርትራ [...]

ኣብ መዓስከር ሸገረብ ዝነበረ ውጡር ኩነታት ክሃድእ ጀሚሩ
Radio Erena : 26 December 2014 ኣብ መዓስከር ሸገረብ ዝሓደረ ውጡር ኩነታት ካብ ሎሚ ወጋሕታ ብተመዛማዲ ክሃድእ ምጅማሩ ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብቲ መዓስከር ሃዲሞም ኣብ [...]