Category: ዜና ኤርትራ

ብህዝባዊ ሰራዊት ዝተጸውዑ ብረት ዝዓጠቑ ኣቦታት፣ ናብ ታዕሊም ክወርዱ ዝቀረበሎም ጻውዒት ይነጽጉ
Radio Erena : 07 January 2015 ብህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ብረት ዝዓጠቑ ኣቦታት፣ ናብ ታዕሊም ክወርዱ መንግስቲ ኤርትራ ብተደጋጋሚ እዋን ከካይዶ ዝጸንሐት ጻውዒት ክዕወት ብዘይምኽኣሉ፣ እቲ ናይ ታዕሊም ጻውዒት ንዘይተፈልጠ [...]

ኣብ ከተማ ጁባ ዘጋጠመ ባርዕ ኣብ ኣብያተ ሸቐጥ ጉድኣት ኣውሪዱ
Radio Erena: 06 January 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ፣ ብዘጋጠመ ባርዕ 10ታት ኣብያተ ሸቐጥን ካልእ ትካላትን ከምዝተሃሞኸ ተገሊጹ። ብዘይካ'ቲ ተሃሙኹ ዘሎ ኣብያተ ሰቐጥን ትካላትን፣ ኣብቲ ከባቢ ዝነበረ ሓያሎ መንበ [...]
ኢትዮጵያ ንወደብ ፖርት ሱዳን ከም ኣማራጺ ክትጥቐመሉ ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 06 January 2015 ኢትዮጵያ ንወደብ ፖርት ሱዳን ከም ኣማራጺ ክትጥቀመሉ ምዃና ተገሊጻ። እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ምሉእ ጽግዕተኝነት ናይ ወደብ ንምእላይ፣ ንወደባት ላሙ ናይ ኬንያን ባርባራ ናይ ሶማል [...]

ኣማኢት ስደተኛታት ጽዒና ብዘይመራሒ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከተንሳፍፍ ዝጸንሐት መርከብ ድሒና
Radio Erena: 06 January 2015 ኣማኢት ስደተኛታት ጽዒና ብዘይመራሕቲ ኣብ ባሕሪ ከተንሳፍፍ ዝጸንሓት መርከብ፣ ብሓይሊ ኣየር ኢጣልያ ዲሕና። እታ ሞተራ ጠፊኡ፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኢጣልያ ብዘይመራሕቲ ከተንሳፍፍ ዝጸንሐት [...]

ኤርትራዊት መንእሰይ ዝተመርዓወ ወዱ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኬንያ ነበረ ኣብ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ
Radio Erena: 05 January 2015 ኤርትራዊት መንእሰይ ዝተመርዓወ ወዱ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኬንያ ነበረ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ። እቲ 39 ዓመት ዝዕድሚኡ ፊደል ኦዲንጋ ዝተባህለ ወዱ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኬንያ ነበረ [...]

ኢራን፣ ኤርትራ ምስ እትርከበን ሃገራት ኢጋድ ኣብ ምውሓስ ጸጥታን ሰላምን ክትተሓባባር ከምእትደሊ ገሊጻ
Radio Erena: 05 January 2015 ኢራን፣ ኤርትራ ምስ ትርከበን ኣባላት ሃገራት ኢጋድ ኣብ ምውሓስ ጸጥታን ሰላምን ክትተሓጋግዘ ከምእትደሊ ገሊጻ። ኢራን ነዚ ዝገለጸት፣ ምክትል ሚኒስተር ኢራን ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን ማእከላይ [...]

ፕረዚደንት ኣልበሽርን ሓላፊ ግንባር ምብራቕን ብዛዕባ ትግባረ ስምምዕ ኣስመራን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ተዘራሪቦም
Radio Erena: 05 January 2015 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ምብራቕ ሱዳን ብዝምልከት ምስ ሓላፎ ግንባር ምብራቕ ሱዳንን ምክትል ፕረዚደንትን ሙሳ መሓመድ ኣሕመድ ተዘራሪቡ። ንሳቶም ብዛዕባ [...]

2015፣ ዓመተ ለውጢ፣ ፍትሒን ራህዋን ክትከውን ኤርትራውያን ምንዮቶም ይገልጹ
Radio Erena: 01 January 2015 እዛ ሓዳስ ዓመት፣ ዓመተ ለውጢ፣ ፍትሒ፣ ራህዋን ሰላምን ክትኮነልና ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ውድባት፣ ማሕበራትን ውልቀሰባትን ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ መልእኽቲ ተመንዮም። እቶም ካብ ዝ [...]

ኣብ ፈላሚት ዕለት 2015፣ ኣብ መላእ ዓለም ክንዲ ብዝሒ ህዝቢ ጀርመን ቆልዑ ክውለዱ’ዮም
Radio Erena: 01 January 2015 ሎሚ 1 ጥሪ 2015፣ ብደረጃ ዓለም ልዕሊ 77 ሚልዮን ቆልዑ ክውለዱ ምዃኖም ጸብጻብ ኣህጉራዊ ቆጸራ ህዝቢ ኣፍሊጡ። ኣብተን ፍሉጥ ብዝሒ ህዝቢ ዘለወን ሃገራት፣ ኣብዛ ሓድሽ ዓመት 77, 38 [...]

መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ኣብ ሓድሽ ካላንደር 2015፣ ኣቡኡ ካብ ዩኒቨርሲቲ ዝተመረቐላ ዕለት ህዝባዊ በዓል ክትከውን ኣዊጁ
Radio Erena: 01 January 2015 መንግስቲ ሰሜን ኮርያ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2015 ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ ዓውደ ኣዋርሕ፣ ኣቡኡ ንመራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኢል ካብ ዩኒቨርሲቲ ዝተመረቐላ ዕለት 19 ሰነ ህዝባዊ በዓል [...]