Category: ዜና ኤርትራ
ግብጺ፣ ዓመታዊ 12 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ካብ ዒራቕ ንምሽማት ትዝቲ
Radio Erena: 07 February 2017 ግብጺ ኣብ ወርሒ ሓደ ሚልዮን በርሚል ካብ ዒራቕ ንምሽማት ስምምዕ ተካይድ ምህላዋ ማዕከን ዜና ኣሕራም ገሊጹ። እታ ሃገር ኣብ ዓመት 12 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ንምሽማት ምስ ዒራቕ ስምምዕ [...]
ካሜሩን ተዓቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኮይና
Radio Erena: 07 February 2017 ካሜሩን፣ ንግብጺ 2 ብ1 ብምስዓር፣ ኣብ ታሪኻ ንሓሙሽታ እዋና ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኮይና። ኣብቲ ብሰንበት 05 ለካቲት ተኻየደ ናይ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ፣ ካሜሮን ካብ ድሕሪት ብ [...]
ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታትን መድሃኒትን ንህዝቢ የሻቕል
Radio Erena: 06 February 2017 ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ፣ ርኡይ ስእነት መሰረታዊ መግብታትን መድሃኒትን ካብ ዘጋጥም ሓያሎ ዓመታት ኣቝጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብዶባት ብኮንትሮባንዳ ዝእቱ ዘሎ ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ መግብታትን [...]
“ግብጺ፣ ጸጥታ ሱዳን ንምዝራግ ትሰርሕ ኣላ።” ፕረዚደንት ኣልበሽር
Radio Erena: 06 February 2017 ስለያ ግብጺ፣ ጸጥታ ሱዳን ንምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ኣልበሽር ወቒሱ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ምስ ናይ ስዑዲ መደበር ቴሌቪዥን ኣልዓረብያ ኣብ ዘካየዶ ቃል መጠ [...]
ስልጣን የሱስ ይደሃየና ‘ሎ?
Radio Erena: 03 February 2017 ብሩራዊ እዮቤልዩ ድምጺ ሓፋሽ ኣብ ዝተጸንበለሉ ኣጋጣሚ'ዩ። 1ጥሪ 2006። ናብ ዓሶ እትቀራረብ ሰዓል ገርጊራ ነበረት። 'እዮቤልዪ' እናበለ ህዝቢ ክዋዘየላ እዝክር። "ጠን [...]
ሑቲ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን የመንን ንዝርከባ ደሴታት ኣጥቂዑ
Radio Erena: 03 February 2017 ሑቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን የመንን ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ደሴታት ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ መግለጺ፣ ነታ ከም ወትሃደራዊ መዓ [...]
ኮርፐረሽን ኤሌክትሪክ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝነብርሉ ኣባይቲ፣ ዝወሃብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከቋርጾ ምዃኑ ይገልጽ
Radio Erena: 03 February 2017 ኮርፐረሽን ኤሌክትሪክ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብብዝሒ ንዝነብርሉ ኣባይቲ፣ ከባቢ ፔታህ ቲክቫ ናይ ከተማ ቴልኣቪቭ ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምሃብ ከቋርጽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮር [...]
ሕ/ኤውሮጳ፣ ኣሰጋገርቲ ስደተኛታት ንምህዳን ናብ ክሊ ማይ ሊብያ ክኣቱ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 03 February 2017 ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ክሊ ማያት ሊብያ፣ ስደተኛታት ንዘበግሱ ኣሰጋገርቲ ክሃድና ክፍቀደለን ተኽእሎ ከምዘሎ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ናይቲ ብ'ፕረዚደንታዊ ባ [...]
ኩባንያ ዳናካሊ፣ ኣብ ኤርትራ፣ 1.3 ቢልዮን ቶን ዝግመት ፓታሽ ክዕድን ትጽቢት ይገብር
Radio Erena: 02 February 2017 ኣብ ኣውስትራልያ ዝመደብሩ ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፣ ኣብ ኤርትራ ዞባ ድንካልያ፣ ከባቢ ኮሉሊ ናይ ፖታሽ ዝተባህለ ማዕድን ንምውጻእ ምሉእ ስምምዕ ከምዝኸተመ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ብ1 ለካቲት [...]
ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንመጀመርያ እዋኑ፣ ኣብ የመን ናይ ኮማንዶ ስርሒት ክካየድ ኣዚዙ
Radio Erena: 02 February 2017 ኣመሪካ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቓዒዳ ኣብ የመን ንምህዳን፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ እታ ሃገር ኣብ ዝርከብ ኣኽራናት ያክላ ናይ ኮማንዶ ስርሒት ከምዘካየደት ሰበ ስልጣን ዋሽንግተን ኣፍሊጦም። ኣብ [...]