Category: ዜና ኤርትራ

1 37 38 39 40 41 632 390 / 6316
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 19 May 2024 Radio Erena · ሰንበት 19 ግንቦት 2024   [...]
መንግስቲ ኔዘርላንድስ፣ ጽኑዕ ፖሊሲ ስደተኛታት ንምትግባር ይዳሎ

መንግስቲ ኔዘርላንድስ፣ ጽኑዕ ፖሊሲ ስደተኛታት ንምትግባር ይዳሎ

RADIO ERENA - Thursday, 16 May 2024 ብሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ዝምራሕ መንግስቲ ሆላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ጽኑዕ ፖሊሲ ንምትእትታው ይዳሎ ከምዘሎ፣ ኣብ ጀረምን እትሕተም ጋዜጣ ቢል [...]
ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልት ቅነ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ኣፋንያ

ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልት ቅነ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ኣፋንያ

RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024 ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ኣብ ክልተ ጉጅለታት ተኸፋፊሎም ናብ ዓዶም ዝተፋነዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብ ከ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ

RADIO ERENA – Tuesday, 14 May 2024 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ዳግመ ውዳበ የካይዱ ምህላዉ ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ ማእከል ጋዜጠኛታት ኣፍሪቃ፣ ብ13 ግንቦት ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰ [...]
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ትሳተፍ ኣላ

ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ትሳተፍ ኣላ

RADIO ERENA - Monday, 13 May 2024 ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ካብ 12 ክሳብ 21 ግንቦት፣ ኣብ ኣልጀርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ትሳተፍ ኣላ። ኣብዚ ንመበል 24 እዋኑ ዝኻየድ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ኮረና ደው ዝበላ ሚኒባሳት ናይ ብሕቲ፣ መብዛሕተን ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ክንቐሳቐሳ ኣይከኣላን

ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ኮረና ደው ዝበላ ሚኒባሳት ናይ ብሕቲ፣ መብዛሕተን ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ክንቐሳቐሳ ኣይከኣላን

RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ዝተኣወጀ ምውሻብ፣ ደው ዝበላ ናይ ብሕቲ ሚኒባሳት ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ክንቀሳቐሳ ከምዘይክኣላ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣዝ [...]
ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ብግብሪ ከተኽብር ጻውዒት ቀሪቡ

ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ብግብሪ ከተኽብር ጻውዒት ቀሪቡ

RADIO ERENA – Thursday, 09 May 2024 ብ06 ግንቦት ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝተጋብአ መበል 46 ስሩዕ ዋዕላ ዓለምለኻዊ እዋናዊ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ኣብ ኩሉ መዳያት እወታዊ ገስጋስ ተመዝግብ [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ይካይድ

ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ይካይድ

RADIO ERENA - Tuesday, 07 May 2024 ብስዑዲ ዓረብ ዝተወደበ፣ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ናይተን ኣብ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ሃገራት ብሰኑይ 06 ግንቦት ጀሚሩ። ኣብቲ 'ቀይሕ ማዕበል – 7 ' ዝተምሰየ [...]
ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ 3ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ

ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ 3ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ

RADIO ERENA - Monday, 06 May 2024 ውድድር ግራንድ ቱር ጂሮ ዲ ኢጣልያ: ሎሚ ሰኑይ 6 ግንቦት 2024 ሳልሳይ መድረኽ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለሉ: ኤርትራዊ ኣባል በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Int [...]
1 37 38 39 40 41 632 390 / 6316