Category: ዜና ኤርትራ

1 371 372 373 374 375 633 3730 / 6325
ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ’ዩ

ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 16 May 2017 ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚተ ኣብቲ ጽባሕ ሮቡዕ 17 ግንቦት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ዘካይዶ ዘተ፣ ብዛዕባ'ቲ ኤርትራ ካብ [...]
ሱዳንን ግብጽን ኣብ ጉዳይ ምንቅስቓስ ዜጋታተን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን

ሱዳንን ግብጽን ኣብ ጉዳይ ምንቅስቓስ ዜጋታተን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 16 May 2017 ብጉዳይ ምንቅስቓስ ዜጋታተን ክሰሓሓባ ዝጸንሓ ሱዳንን ግብጽን ሓድሽ ስምምዕ ከምዝኸተማ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሓቢሩ። ሱዳንን ግብጽን ኣብ ስምምዕ ክበጽሓ ዝኸኣላ፣ ወከልቲን ኮሚተ ቆንስልን [...]
ሰብ ሞያ ሕክምና ግብጽን ጀርመንን ኣብ መዳይ ጥዕና ኤርትራ ሓገዞም የበርክቱ

ሰብ ሞያ ሕክምና ግብጽን ጀርመንን ኣብ መዳይ ጥዕና ኤርትራ ሓገዞም የበርክቱ

Radio Erena: 15 May 2017 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ግብጽን ዝተበጽሐ ኣብ ሓያሎ ጽላታት ዘተኮረ ናይ ምትሕግጋዝ ስምምዕ፣ ሓካይም ዓይኒ ግብጺ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ ሰሙን ናጻ ኣገልግሎት ከምዝሃቡ ኣምባሳደር [...]
ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ የካይድ

ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ የካይድ

Radio Erena: 15 May 2017 ገለ ክፋል ሰራዊት ኣይቮሪኮስት፣ መንግስቲ ዝተመባጽዓሉ መጠን ገንዘብ ክኽፈሎ ብምጥላብ ኣድማ የካይድ ኣሎ። እቲ ኣድማ ዘካይድ ዘሎ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት፣ ድሕሪ ርእሰ ከተማ ኣቢጃን፣ ብዕብየታ ኣብ [...]
የመን፣ ሕማም ሸሮኽ 115 ሰባት ቀቲሉ

የመን፣ ሕማም ሸሮኽ 115 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 15 May 2017 ኣብ የመን ንኻልኣይ እዋኑ ኣብ ዝተኸስተ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 115 ሰባት ከምዝቐተለ ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። በቲ ሕማም ዝተጠቕዑ ልዕሊ 8 ሽሕ ሰ [...]
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ

Radio Erena: 12 May 2017 ካብ 8 ክሳብ 22 ግንቦት ኣብ ኒጀር፣ ከተማ ኒያመይ ዝጋባእ ዘሎ መበል 60 ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ፕረስ ንዘለዎ ኣመለኻኽታ ኮኒኑ። እቲ ኮሚሽ [...]
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዝተኸስተ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ኣጨኒቑ

ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዝተኸስተ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ኣጨኒቑ

Radio Erena: 12 May 2017 ኣብ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ተራእዩ ዘሎ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ኣጨኒቑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብሰንኪ'ዚ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ዘሎ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ሰሙናዊ ሓንቲ ፊስቶ ማይ [...]
ፕረዚደንት ሙጋበ ኣብ ኣኼባታት ኣይድቅስን’ዩ ዓይኑ ዓሚቱ’ዩ ዘዕርፍ”  ወሃብ ቃል

ፕረዚደንት ሙጋበ ኣብ ኣኼባታት ኣይድቅስን’ዩ ዓይኑ ዓሚቱ’ዩ ዘዕርፍ” ወሃብ ቃል

Radio Erena: 12 May 2017 ዕድመ ደፊኡ ዝርከብ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ኣብ ኣኼባታት ብምድቃሱ፣ መዛረቢ ማዕከናት ዜና ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ "እቲ ፕረዚደንት ይድቅስ ዘይኮነ ዓይኑ ዓሚቱ'ዩ ዘዕርፍ" ክብል ኣፈ [...]
ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ዃላ፣ ጋዕቤን ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ወዲ 85 ዓመት ኣቦ ዝርከብዎም ሓያሎ ዓበይቲ ዓዲ ኣሲሮም

ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ዃላ፣ ጋዕቤን ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ወዲ 85 ዓመት ኣቦ ዝርከብዎም ሓያሎ ዓበይቲ ዓዲ ኣሲሮም

Radio Erena: 11 May 2017 ኣባላት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲዃላ ኣብ እትርከብ ጋዕቤን ዝተባህለት ዓዲ፣ ኣቶ ገብረመስቀል እምባየ ዝተባህሉ 85 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣቦ ዝርከብዎም ብውሕዱ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ዓመታዊ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ናይ ወደብ ዓሰብ ክራይ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍላ ምህላወን ተሓቢሩ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ዓመታዊ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ናይ ወደብ ዓሰብ ክራይ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍላ ምህላወን ተሓቢሩ

Radio Erena: 11 May 2017 ንወደብ ዓሰብ ዝግልገላሉ ዘለዋ ሃገራት ዓረብ ዓመታዊ ካብ 500 ሚልዮን ክሳብ 1 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ገንዘብ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍላ ምህላወን ንናይ ኤውሮጳ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ብምጥቃስ [...]
1 371 372 373 374 375 633 3730 / 6325