Category: ዜና ኤርትራ
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበ ኣጠንቒቑ
Radio Erena: 15 November 2017 ፕረዚደንት ዙምባብዌ ሮበርት ሙጋበን ንሱ ዝመርሖ ሰልፊ ዛኑ ፒኤፍን ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ብደሞክራስያዊ ኣገባብ ክፈትሑ እንተዘይክኢሎም፣ ሰራዊት እታ ሃገር ምትእትታው ክገብር ምዃኑ [...]
ሕቡራት ኢማራትን፣ ኩባንያታት ኢጣልያ፣ ሩስያን ቸክ ሪፖብሊክን፣ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ብምጥሓስ፣ ንኤርትራ ወትሃደራዊ ንዋት ይሸጣን ስልጠናታት ይህባን ምህላወን ተገሊጹ
Radio Erena: 14 November 2017 ኩባንያታት ሓያሎ ሃገራት፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ንዘንበሮ እገዳ ብምጥሓስ፣ ወትሃደራዊ ንዋት ይሸጣን ስልጠናታት ይህባን ምህላወን ጸብጻብ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት [...]
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ርዋንዳ ትሳተፍ ኣላ
Radio Erena: 14 November 2017 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ካብ 12 ክሳብ 19 ሕዳር ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝሰላሰል ዘሎ ዙር ሩዋንዳ ትሳተፍ ኣላ። ኣብዚ ናይ 2.2 መዐቀኒ ዘለዎን ኣብ ሸውዓተ መድረኻት፣ 821 [...]
ፖሊስ ኬንያ፣ “ብዘይሕጋዊ ምስግጋር” ዝተጠርጠረ’ዩ ንዝበሎ ኤርትራዊ ከምዝቐየደ ተሓቢሩ
Radio Erena: 14 November 2017 ፖሊስ ኬንያ፣ "ብዘይሕጋዊ ምስግጋር" ዝተጠርጠረ'ዩ ንዝበሎ ኤርትራዊ ከምዝቐየደ ማዕከን ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። ፖሊስ ኬንያ ብዝሃቦ ሓበሬታ፣ እቲ ገብረመስቀል ካሕሳይ ባህታ ከም [...]
“ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ኣብ ሒደት ደቓይቕ’ዩ ኣብ ቁጽጽር ኣትዩ፣” ጸሓፊ ህግደፍ
Radio Erena: 13 November 2017 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ኣብ ሒደት ደቓይቕ'ዩ ኣብ ቁጽጽር ኣትዩ ክብል ጸሓፊ ህግደፍ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ምግላጹ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሪያድ ሓቢሮም። ኣቶ ኣልኣሚን፣ [...]
ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰለ ምስ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ እቲ ዞባ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 13 November 2017 ኣመሓዳሪ ዞባ ከሰለ ኣደም ጃማ ኣደም ምስ ነበርቲ እቲ ዞባ ዝኾኑ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ። እቲ ኣማሓዳሪ ኣብቲ ብሓሙስ 9 ሕዳር ምስ ኤርትራውያን ማሕበረ ኮም ዘካየ [...]
ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ንምድጋፍ፣ ሰልፍታት ይቕጽል
Radio Erena: 10 November 2017 ነቲ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ብ31 ጥምቅቲ ኣብ ኣስመራ ዘካየድዎ ተቓውሞ ንምድጋፍ ዝካየድ ዘሎ ሰልፍታት ኣብ ሓያሎ ሃገራት ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፣ ኣብቲ ኣብ ከተማታት ፈረንሳ ከተ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ተቓውሞ ዝተሳተፉ ሓያሎ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብዘይዝኾነ ፍርዲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ብምቕያዱ ይኹነን
Radio Erena: 10 November 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ተቓውሞ ንናይ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ንዝተሳተፉ ሓያሎ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብዘይዝኾነ ፍርዲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ቀይዱ ምህላዉ ተኾኒኑ። ዝተፈላለዩ ተጣበቕቲ ሰብኣ [...]
ኣብ ሊብያ ልዕሊ 4 ሽሕ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቅባ ከምዘለው UNHCR ገሊጹ
Radio Erena: 08 November 2017 ኤርትራ፣ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ እታ ዜጋታታ ብብዝሒ ኣብ ሊብያ ዑቕባ ዝሓቱ ዘለዉ ሃገር ምዃና ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ካብ ሊብያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምስፋሕ ትውጥን
Radio Erena: 08 November 2017 ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምስፍሑ ሓያሎ መደባት ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ኣብ ህንጻ ስራሓት ንዝተዋፈራ ትካላት ኣመሪካ ኣብ 2015 ምስ ጅቡቲ ንዝኸተምኦ ውዕ [...]