Category: ዜና ኤርትራ
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ሰሊዑ
Radio Erena: 15 December 2017 ሕብረት ኤውሮጳ ንሽዱሽተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ለጊሱ። ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ብራስለስ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብ12 ታሕሳስ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እዚ ዝተ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝምወሉ ናይ ልምዓት መደባት ዝውዕል 2 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 14 December 2017 መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ነቲ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ልምዓት መደባት ዝውዕል 2 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝለገሰ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት ካብ ኣስመራ ኣፍ [...]
ፓርላማ እስራኤል ክፉት ቤት ማእሰርቲ ኾሎት ክዕጾ ንዝብል እማመ ኣጽዲቑ
Radio Erena: 14 December 2017 ፓርላማ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 3 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ተኣሲሮምሉ ዝርከቡ ኾሎት ክዕጸው ንዝብል እማመ ከምዘጽደቐ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ክነስት ኣብቲ [...]
ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ዝርከባ ኣስታት 300 ናይ ብሕቲ ንግዳውያን ትካላት ይዕሸጋ
Radio Erena: 13 December 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ብዝወስዶ ዘሎ ናይ ብሕቲ ትካላት ብኣልማማ ናይ ምዕሻግ ስጉምቲ፣ ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ዝርከባ ብውሕዱ 300 ትካላት ከምዝተዓጽዋ ም [...]

ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፣ ምስቶም መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ዘለዉ፣ ኣቡነ ሉቃስን ኣቡነ ባሲልዮስን ብሓባር ኣብ ሓደ ህንጻ ይነብሩ ከምዘለዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 13 December 2017 ን13 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝጸንሑ ፓትርያርክ ኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፣ ምስቶም መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ዘለዉ፣ ኣቡነ ሉቃስን ኣቡነ ባ [...]
ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሸሞንተ ሃገራትን ፍልስጤምን ኣብ ግብጺ ዋዕላ ኣካይደን
Radio Erena: 13 December 2017 ኣብ ክሊ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ሸሞንተ ሃገራትን ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤምን፣ ብ11ን 12ን ታሕሳስ፣ ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ዋዕላ ኣካይደን። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብዝዘርግሖ [...]
ንክልተ ዓመታት ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ መራሒ ዘይምህላው፣ ዞባውን ኣህጉራዊን ዲፕሎማስያዊ ተነጺሎ ዘጉልሕ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 12 December 2017 ካብ ታሕሳስ 2015 ክሳብ ታሕሳስ 2017፣ ንክልተ ዓመታት ምሉእ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ መራሒ ዝኾነ መራሒ ዘይምንባሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዞባውን ኣህጉራዊ ዲፕሎማሲ ተነጺሉ ከምዘሎ ዘጉል [...]
ሩስያ ንግብጺ መደበር ኑክሌር ክትሃንጸላ ዘኽእል ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: 12 December 2017 ሩስያ ንግብጺ መደበር ኑክሌር ክትሃንጸላ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝኸተማ ተሓቢሩ። እዘን ክልተ ሃገራት መደበር ኩክሌር ንምህናጽ ስምምዕ ዝኽተማ ዘላዋ፣ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ብ11 ታ [...]
ኣመሪካ፣ ዝተሰጉ 92 ሶማላውያን ጽዒና ዝተበግሰተ ነፋሪት ካብ ሰኔጋል ተመሊሳ
Radio Erena: 12 December 2017 ካብ ኣመሪካ ዝተሰጉ 92 ሶማላውያን ጽዒና ዝተበግሰተ ነፋሪት ሰኔጋል ድሕሪ ምብጻሓ ከምዝተመልሰት ተሓቢሩ። እታ ነፋሪት፣ ንብምሉኦም እቶም ናብ ሶማል ዝተሰጉ ተሳፈርታ ሒዛ ክሳብ ሰኔጋል ድ [...]
ምምሕዳር ትራምፕ ኣስታት 700 ኤርትራውያን ክሰጉግ’ዩ
Radio Erena: 11 December 2017 ምምሕዳር ትራምፕ ኣስታት 700 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ንምስጓጎም ኣብ መስርሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ምምሕዳር ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ድሕሪ ዘውጽኢ ሓድሽ ፖሊሲታት፣ ናይ ዑ [...]