Category: ዜና ኤርትራ

1 313 314 315 316 317 632 3150 / 6319
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ክልተ መራሕቲ ዕጡቓት ኦሮሞ ናብ ሃገሮም ኣትዮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ክልተ መራሕቲ ዕጡቓት ኦሮሞ ናብ ሃገሮም ኣትዮም

Radio Erena: 13 June 2018 ኣብ ኤርትራ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ክልተ ወትሃደራውያን መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ኦሮሞ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዘቕረቦ ናይ ሰላምን ደሞክራስን ጻውዒት ናብ ሃገሮም ከምዝኣተዉ ንኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ [...]
ሕ/ ኢማራት ዓረብ ናብ ኤርትራ ዝቐረበት ወደብ ሖዴይዳ ናይ የመን ንምቁጽጻር መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ተካይድ

ሕ/ ኢማራት ዓረብ ናብ ኤርትራ ዝቐረበት ወደብ ሖዴይዳ ናይ የመን ንምቁጽጻር መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ተካይድ

Radio Erena: 13 June 2018 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ብዛዕባ'ቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ወደብ ሖዴይድ እተካይዶ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ንምዝርራብ ብሰኑይ 11 ሰነ ናብ [...]
ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 37 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 37 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተፋንዮም

Radio Erena: 12 June 2018 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 37 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዓሳ እናገፈፉ ከምዝተታሕዙ ዝተገልጹ የመናውያን ትማሊ 11 ሰነ ናብ ዓዶም ከምዝኣተዉ ዝሓበ [...]
ውሳኔ ኢህወደግ፣ ንዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን የካትዕ

ውሳኔ ኢህወደግ፣ ንዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን የካትዕ

Radio Erena: 11 June 2018 ፈጻሚት ሽማግለ ኢህወደግን መንግስቲ ኢትይጵያን፣ ስምምዕ ኣልጀርስን ውሳኔ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ብምሉእ ከምዝቕበልዎን ከምዘተግብርዎን ዘሕለፍዎ ውሳኔ፣ ንኢትዮጵውያን ከፋፊልዎም ከምዘሎ ኣብ ዝተፈላ [...]
ካብ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎገ መንእሰይ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካይሮ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ

ካብ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎገ መንእሰይ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካይሮ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ

Radio Erena: 11 June 2018 ካብ ኣመሪካ፣ ተሰጕጉ ናብ ኤርትራ ዘምርሕ ዝነበረ ኤርትራዊ መንእሰያት፣ ኣብ ግብጺ መዓርፎ ነፈቲ ካይሮ ድሕሪ ምብጽሑ ርእሰ ቅትለት ከምዝፈጸመ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ዘርእሰናይ ኤር [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 11 June 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብቀዳም 9 ሰነ ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ዝወደብኦ፣ ንባእስን ዕግርግርን መንእሰያት ዝኹነን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ዝወደብኦ፣ ንባእስን ዕግርግርን መንእሰያት ዝኹነን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 07 June 2018 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ንሓድሕዶም ዘካይድዎ ዘለው ባእስን ምፍሳስ ደምን ዝኹንን ብኤርትራውያን ደቂንስትዮ ዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ ብሮቡዕ 6 ሰነ ኣብ ከተማ ቴልኣቪቭ ከምዝተኻየደ ወኪል [...]
ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣብ ዕዳጋ ምዝንባዕ ይፈጥር

ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣብ ዕዳጋ ምዝንባዕ ይፈጥር

Radio Erena: 07 June 2018 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንምንቕስቓስ ባጤራ ናቕፋ ብምድራት፣ ንመጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ከምዝተቖጻጸሮ ኣብ ዝገልጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዕዳጋ ምዝንባዕ ተፈጢሩ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። [...]
እስራኤል፣ ግጭት ኤርትራውያን ስደተኛታት ጸጸኒሑ ይጎሃሃር ከምዘሎ ተገሊጹ

እስራኤል፣ ግጭት ኤርትራውያን ስደተኛታት ጸጸኒሑ ይጎሃሃር ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 June 2018 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ንሓድሕዶም ዘካይድዎ ባእስን ዕግርግርን ጸጸኒሑ ይቕጽል ከምዘሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና እስራኤል ሓቢረን። እቲ ብምኽንያት ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣ [...]
ኢህወደግ፣ ስምምዕ ሰላም ኣልጀርስን ውሳኔ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ብምሉእ ተግባራዊ ከምዝኸውን ገሊጹ

ኢህወደግ፣ ስምምዕ ሰላም ኣልጀርስን ውሳኔ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ብምሉእ ተግባራዊ ከምዝኸውን ገሊጹ

Radio Erena: 05 June 2018 ፈጻሚት ሽማግለ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ኢህወደግ፣ ስምምዕ ሰላም ኣልጀርስን ውሳኔ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ብምሉእ ተግባራዊ ክኸውን ምውሳና ኣገልግሎት ቴሌቪዥንን ሬድዮን ኢትዮጵያ ሎሚ 5 ሰ [...]
1 313 314 315 316 317 632 3150 / 6319