Category: ዜና ኤርትራ

1 309 310 311 312 313 632 3110 / 6319
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ: ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ: ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 08 July 2018 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ፣ ሎሚ ንግሆ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣ [...]
ንህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል ዝተመዘት ጉጅለ፣ ስርሓ ንሓደ ዓመት ክቕጽል’ዩ

ንህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል ዝተመዘት ጉጅለ፣ ስርሓ ንሓደ ዓመት ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 08 July 2018 ንህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል፣ ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘት ጉጅለ፣ ስርሓ ንሓደ ዓመት ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጀኔቫ ኣብ [...]
ኣብ ኤርትራ ፍሉይ ስልጠና ክወስድ ዝጸንሐ ሰራዊት የመን፣ ናብ ከተማ ሖደይዳ የምርሕ

ኣብ ኤርትራ ፍሉይ ስልጠና ክወስድ ዝጸንሐ ሰራዊት የመን፣ ናብ ከተማ ሖደይዳ የምርሕ

Radio Erena: 08 July 2018 ኣብ ኤርትራ ፍሉይ ስልጠና ክወስድ ዝጸንሐ ሰራዊት የመን፣ ናብ ከተማ ሖደይዳ ከምዘምረሐ ተገሊጹ። ካብ ኢማራት ዓረብ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ እቲ ቲሓማ ብርጌድ ዝተሰምየ ፍሉይ ኣሃዱ፣ ኣብ [...]
ብፖለቲካ ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ብዝቕጽልዎ ዘለዉ ጎነጽ ሓደ መንእሰይ ተቐቲሉ

ብፖለቲካ ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ብዝቕጽልዎ ዘለዉ ጎነጽ ሓደ መንእሰይ ተቐቲሉ

Radio Erena: 06 July 2018 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቶ ደሞክርስያዊ ለውጥን ክርአ ብዝጸንሐ ጎንጽን ናዕብን፣ ሓደ መንእሰይ ብኻራ ከምዝተቐትለ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ ዝመደበረን ሰለስተ ዓበይቲ ተቓወምቲ ግንባራት ካብ መዝገብ ሽበራ ክስረዛ ወሲኑ

ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ ዝመደበረን ሰለስተ ዓበይቲ ተቓወምቲ ግንባራት ካብ መዝገብ ሽበራ ክስረዛ ወሲኑ

Radio Erena: 06 July 2018 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንኦነግ፣ ኦብነግን ግንቦት ሸውዓተን ዝተባህለ ናይ ኦሮሞ፣ ሶማልን ኣምሓራን ውድባት ካብ መዝገብ ሽበራ ክስረዛ ወሲኑ። እቲ ፓርላማ ነቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጉዳይ ‘ቲ ኣብ ዶባተን ዝተወልዐ ግጭት ሓረስቶት ዘትየን

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጉዳይ ‘ቲ ኣብ ዶባተን ዝተወልዐ ግጭት ሓረስቶት ዘትየን

Radio Erena: 06 July 2018 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባተን ዝተኻየደ ግጭት ሓረስቶት ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዘኽእል ባይታ ንምጥጣሕ ዝዓለመ ዘተ ኣካይደን። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዝ [...]
ጅቡቲ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ተኸፊቱ

ጅቡቲ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ተኸፊቱ

Radio Erena: 05 July 2018 ኣብ ኣፍሪቃ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ኣብ ጅቡቲ ተኸፊቱ። እቲ ኣብ 240 ሄክታር ዝተደኮነ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ሎሚ ሓሙስ 5 ሓምለ ብወግዒ ኣብ ዝተመረቐሉ፣ ብዘይ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ 10ታት ዕጡቓት ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክሰግሩ ኣብ ዝፈተንሉ ኣብ ከባቢ ገርገፍ ተታሒዞም

ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ 10ታት ዕጡቓት ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክሰግሩ ኣብ ዝፈተንሉ ኣብ ከባቢ ገርገፍ ተታሒዞም

Radio Erena: 05 July 2018 ኣብ ኤርትራ ካብ ዝርከቡ ዕጡቓት ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣስታት 30 ዝኾኑ ወተሃደራት፣ ብመንገዲ ኦምሓጀር ናብ ሃገሮም ንምስጋር ኣብ ዝፈተንሉ፣ ብሰራዊት ኤርትራ ተኸቢቦም፣ ብዓርቢ 22 ሰነ ኣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ የካይድ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 03 July 2018 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት ሎሚ ሰሉስ 3 ሓምለ ምስ ወራሲ ዓራትን ምክልት ኣዛዚ ሓ [...]
ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ወለድን ተማሃሮ ዲያእ  ኣል-እስላምያን ተፈቲሖም

ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ወለድን ተማሃሮ ዲያእ ኣል-እስላምያን ተፈቲሖም

Radio Erena: 03 July 2018 ምስቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017 ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማህሮ ዲያኣ ኣል-እስላምያ ብምዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓይሎ ወለድን ተማሃሮን ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዞም ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣ [...]
1 309 310 311 312 313 632 3110 / 6319