Category: ዜና ኤርትራ

1 300 301 302 303 304 632 3020 / 6317
ጀርመን፣ ጓል 56 ዓመት ሰበይቲ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ካብ 6 ክሳብ 8 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ጀርመን፣ ጓል 56 ዓመት ሰበይቲ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ካብ 6 ክሳብ 8 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 24 August 2018 ኣብ ምብራቕ ጀረመን፣ "ኣብ ምእራይ ጠረሙዝ ንዝነበረት ጓል 56 ዓመት ሰበይቲ ተጋሲስኩም፣" ተባሂሎም፣ ዝተኸሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ነፍሲ ወከም ካብ 6 ክሳብ 8 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም። [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ናዕብን ዕግርግርን ብዝተሓሓዝ ናይ ዝተኣስሩ ሰባት ብዝሑ ልዕሊ 1000 በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ምስ ናዕብን ዕግርግርን ብዝተሓሓዝ ናይ ዝተኣስሩ ሰባት ብዝሑ ልዕሊ 1000 በጺሑ

Radio Erena: 24 August 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮሞን ደቡብን ምስ ጸጥታ ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 800 ሰባት ከምዝተኣስሩ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ብስም ምንቅስቓስ መንእሰያት ቄሮ፣ ቅትለት፣ [...]
ኤርትራ፣ ሓድሽ ወደብ ናይ ምህናጽ ሓሳብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ሓድሽ ወደብ ናይ ምህናጽ ሓሳብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 August 2018 ኤርትራ፣ ሓድሽ ወደብ ናይ ምህናጽ መደብ ከምዘለዋ፣ ኣብ ሚኒስትሪ ጸዓትን ማዕድንን ዳይረክተር ጀነራል ክፍሊ ዕደና ኣቶ ኣለም ክብርኣብ ምስ ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ገ [...]
ብሚኒስተር ልምዓት ዝምራሕ ልኡኽ ጀርመን፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ’ዩ

ብሚኒስተር ልምዓት ዝምራሕ ልኡኽ ጀርመን፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 23 August 2018 ብሚኒስተር ልምዓት ጀርድ ሙለር ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጀርመን፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ'ዩ። ልኡኽ መንግስቲ ጀርመን ኣብዘን ሃገራት ኣብ ዘካየዶ ምብጻ [...]
ነፈርቲ ኵናት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ገፈፍቲ ዓሳ ቀቲለን

ነፈርቲ ኵናት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ገፈፍቲ ዓሳ ቀቲለን

Radio Erena: 22 August 2018 ሕቡራት ኢማኣት ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 13 ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። መደበር ቴሌቪዥን ኣል ማሲራት ብዘቕረቦ ዜና፣ እተን ነፈርቲ ብ19 ነሓሰ፣ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 100 ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 100 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 22 August 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ብስም ምንቕስቓስ መንእሰያት ቄሮ፣ ቅትለት፣ ዝምታን ካልእ ናዕብታትን ኣብ ጸጸኒሑ ኣብ ዝጎሃሃረሉ ዘሎ እዋን፣ ሓይልታት ጸጥታ ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝኣሰሩ ክፍሊ [...]
“ኣብ ዶባት ሰፊሩ ንዘሎ ሰራዊት ንምስሓቡ ምስ ኤርትራ ዝተኸተመ ስምምዕ የለን፣” ሚ/ ምክልኻል ኢትዮጵያ

“ኣብ ዶባት ሰፊሩ ንዘሎ ሰራዊት ንምስሓቡ ምስ ኤርትራ ዝተኸተመ ስምምዕ የለን፣” ሚ/ ምክልኻል ኢትዮጵያ

Radio Erena: 20 August 2018 "ኢትዮጵያ፣ ካብቲ ምስ ኤርትራ ዘዋስና ዶባት ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ፣" ክብሃል ዝቐነየ ሓበሬታ ሓቅነት ከምዘይብሉ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ማቱማ መቃሳ ገሊጹ። ንሱ ንሪፖርተር ኣብ ዝሃቦ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣእንጊዳ

ኤርትራ፣ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣእንጊዳ

Radio Erena: 20 August 2018 ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት፣ ዝኾነ መራሒ ሃገር ከየእንገደት ዝጸንሐት ኤርትራ፣ ምስ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝበጽሐቶ ስምምዕ ሰላም፣ ኣብዘን ክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ [...]
ግብጺ፣ ኢንተርነት ንምቁጽጻር ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ

ግብጺ፣ ኢንተርነት ንምቁጽጻር ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ

Radio Erena: 20 August 2018 መንግስቲ ግብጺ፣ ኢንተርነት ንምቁጽጻር ዘኽእሎ ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቑ። ብመሰረት እቲ ካብ ቀዳም 18 ነሓሰ ኣትሒዙ ኣብ ግብሪ ውዒሉ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ፣ ሃገራዊ ድሕነት ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ሓበሬታ ዝዝ [...]
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ን31 ነሓሰ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካዪዱ’ዮም

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ን31 ነሓሰ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካዪዱ’ዮም

Radio Erena: 19 August 2018 ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዕለት 31 ነሓሰ፣ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካዪዱ ምዃኖም ተገሊጹ። ዕላማ’ቲ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ነዚ ኣብ መንጎ ውሑዳት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ [...]
1 300 301 302 303 304 632 3020 / 6317