Category: ዜና ኤርትራ

1 297 298 299 300 301 632 2990 / 6317
ሓሙሽተ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ነበር፣ ብኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ንዝተወስደ ስጉምቲ ደጊፎም

ሓሙሽተ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ነበር፣ ብኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ንዝተወስደ ስጉምቲ ደጊፎም

Radio Erena: 14 September 2018 ኣብ ስደት ዝርከቡ ሓሙሽተ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ነበር፣ ብኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ንዝተወስደ ስጉምቲ ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም። ንሳቶም ኣብ ዘውጽእዎ ናይ ሓባር መግለጺ፣ ኣቶ ብርሃነ ኣብ [...]
‘ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቀብ ዝለዓለሉ እዋን ገና ኣይኣኸለን’፣ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ

‘ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቀብ ዝለዓለሉ እዋን ገና ኣይኣኸለን’፣ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ

Radio Erena: 14 September 2018 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቀብ ዝለዓለሉ እዋን ገና ኣይኣኸለን፣ ክብል ኣመሪካዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ገሊጹ። ኣብ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ምኽትል ጸሓፊ ደስክ ኣፍሪቃ [...]
UNHCR ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ዘግዕዘሎ መደባት ሓንጺጹ

UNHCR ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ዘግዕዘሎ መደባት ሓንጺጹ

Radio Erena: 14 September 2018 ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ከቢድ ጸገም ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ውሑስ ቦታ ዘግዕዘሎ መደባት ሓንጺጹ። እቲ ትካል ኣ [...]
ኣባል ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሱዳንን ዘሎ ፖለቲካዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዘትየን

ኣባል ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሱዳንን ዘሎ ፖለቲካዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዘትየን

Radio Erena: 13 September 2018 ኣባል ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሱዳንን ዘሎ ፖለቲካዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዘትየን። ኢጋድ መበል 33 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ብደረጃ ሚኒስተራት ዝተጋበአ ዋዕላ ኮይ [...]
መስመር ቡሬ – ደባይ ሲማን፣ ሰርሓ – ዛላምበሳን ብወግዒ ተኸፊቱ

መስመር ቡሬ – ደባይ ሲማን፣ ሰርሓ – ዛላምበሳን ብወግዒ ተኸፊቱ

Radio Erena: 11 September 2018       መስመር ቡሬ ደባይ ሲማን፣ ሰርሓ ዛላምበሳን ብወግዒ ተኸፊቱ።      ኣብቲ ብሰሉስ 11 መስከረም ዝተኻየደ ወግዓዊ ምኽፋት’ዚ መስመር፣ ፕረዚደንት ኢሰያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ [...]
ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ጨወይቲ ንዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሚእቲ ስደተኛታት ናጻ ኣውጺኡ

ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ጨወይቲ ንዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሚእቲ ስደተኛታት ናጻ ኣውጺኡ

Radio Erena: 11 September 2018 ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ብገበን ዝሕተቱ ጨወይቲ ንዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሚእቲ ስደተኛታት ናጻ ከምዘውጸአ፣ ኢንተርፖል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ኢንተርፖል ኣብ [...]
ኤርትራ ናብ ኢጋድ፣ ንሳልሳይ ግዜ ክትጽምበር’ያ

ኤርትራ ናብ ኢጋድ፣ ንሳልሳይ ግዜ ክትጽምበር’ያ

Radio Erena: 11 September 2018 ኤርትራ ናብ በይናዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ) ንመበል ሳልሳይ ግዜ ክትምለስ እያ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈነወ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ኤርትራ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ናይዚ ሰሙን’ዚ፣ ናብ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንስምምዕ ሰላም ኤርትራን ጂቡቲን ንኢዱ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንስምምዕ ሰላም ኤርትራን ጂቡቲን ንኢዱ

Radio Erena: 11 September 2018 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዝጸንሐ ዶባዊ ምስሕሓብ ብሰላማዊ መንገዲ ክዓርፍ ክልቲኤን ሃገራት ምስምመዐን ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ብኣፈኝኡ ኣ [...]
በዓል ስልጣን መጎዓዝያ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ንኣገልግሎት ወደብ ባጽዕ ክቆጻጸር ዝኣተዎ ጨረታ ክዕወት ተስፉኡ ገሊጹ

በዓል ስልጣን መጎዓዝያ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ንኣገልግሎት ወደብ ባጽዕ ክቆጻጸር ዝኣተዎ ጨረታ ክዕወት ተስፉኡ ገሊጹ

Radio Erena: 09 September 2018 በዓል ስልጣን መጎዓዝያ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ንኣገልግሎት ወደብ ባጽዕ ክቆጻጸር ዝኣተዎ ጨረታ ክዕወት ምሉእ ተስፋ ከምዘለዎ ገሊጹ። ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ትካል ኣቶ ሮባ መገርሳ ንጋዜጠኛታት ሃገሩ [...]
ዶባዊ ግጭት ኤርትራን ጂቡቲን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ዶባዊ ግጭት ኤርትራን ጂቡቲን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena: 09 September 2018 ኤርትራን ጂቡቲን፣ ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሐኦ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ ጂቡቲ ድሕሪ ዘካየዱዎ ዑደ [...]
1 297 298 299 300 301 632 2990 / 6317