Category: ዜና ኤርትራ
ሑቲ፣ ቀይድዎም ዝጸንሐ ክልተ ደቂ ፕረዚደንት የመን ነበር ብምሕረት ፈቲሑ
Radio Erena: 04 October 2018 ብኣመንቲ ሺዓ ዝምራሕ ሑቲ፣ ቀይድዎ ዝጸንሐ ክልተ ደቂ ፕረዚደንት የመን ነበር ብምሕረት ከምዝፈትሐ ኣፍሊጡ። ሑቲ ንደቂ ፕረዚደንት ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ዝፈትሓሉ ምኽንያት ዝርዝራዊ ሓበሬ [...]
ኤርትራውያን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ዝሃለቕሉ 3 ጥቅምቲ ይዝከር
Radio Erena: 03 October 2018 ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ንምስጋር፣ ልዕሊ 350 ኤርትራውያን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ዝሃለቕሉ መበል ሓሙሻይ ዓመት ይዝከር። ኣብ 3 ጥቅምቲ 2013፣ ዝበዝሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝኾኑ ኣስታት [...]
ቻይና፣ ንኣስታት 100 ሽሕ ተማሃሮ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ናይ ማህደረ ትምህርትን ሞያዊ ስልጠናን ዕድላት ክትህብ’ያ
Radio Erena: 02 October 2018 ቻይና፣ ንልዕሊ 50 ሽሕ ተማሃሮ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ማህደረ ትምህርቲ ዕድል ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን፣ ነዚ ዘረጋገጸ ፕረዚደንት [...]
መራሕቲ እስራኤልን ርዋንዳን፣ ብዛዕባ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ተመያይጦም
Radio Erena: 01 October 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁን ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመን፣ ኣብ ጉዳይ ናይቲ ኣብ ጠልጠል ተሪፉ ዘሎ ምምላስ ናይቶም ኣብ እስራኤል ዝርከብ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዋዕላ ኢጣልያን ኣፍሪቃን ክሳተፋ ዕድመ ቀሪቡለን
Radio Erena: 01 October 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ኤንዞ ሞኣቨሮ ምስ ሚኒስተራ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነ ገበየሁን ብምርኻብ፣ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ዝቕባበ ንምፍዋስ፣ ሓድሽ ናይ 100 ፓውንድ ባጤራ ክትዝርግሕ’ያ
Radio Erena: 01 October 2018 ብቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ባጤራን ኣብ ሻቕሎት እትርከብ ሱዳን፣ ሓድሽ ናይ 100 ፓውን ናይ ወረቐት ገንዘብ ክትዝርግሕ ምዃና ማእከላይ ባንክ እታ ሃገር ትማሊ 30 መስከረም ኣብ ዝዘርግሖ [...]
ኤርትራ፣ ናይ ዝተበየነላ ማዕቀብ ካሕሳ ሓቲታ
Radio Erena: 30 September 2018 ኤርትራ ናይቲ ኣብ ልዕሊኣ ዝተበየነ ዘይፍትሓዊ ዝበለቶ ማዕቀብ ናይ ዘውረዶ ክሳራ ካሕሳ ክወሃባ ሓቲታ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ብቀዳም ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ውድብ [...]
ዋሕዚ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ የሻቕል
Radio Erena: 28 September 2018 ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 11 መስከረም ድሕሪ ምኽፋቱ፣ ልዕሊ 15 ሽሕ ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ተሓቢሩ። ድሕነት ሲቪላውያንን ሰብኣዊ ሓገዝን ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ን [...]
ከሰላ፣ ሓድሽ ተላባዒ ሕማም 11 ሽሕ ሰባት ኣጥቂዑ
Radio Erena: 28 September 2018 ኣብ ሱዳን ዞባ ከሰላ ዝላባዕ ዘሎ ምስ ዓሶ ዝመሳሰል ሕማም "ቺኩንጉያ" ኣስታት 11 ሽሕ ሰባት ኣጥቂዑ ከምዘሎ ኣፈና ምምሕዳር እቲ ዞባ ማግዙብ ኣቡ ሙሳ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታኣፍ [...]
ባንክ ዓለም፣ ድሕሪ 28 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ንመንግስቲ ሶማል ልቃሕ ፈቒዱ
Radio Erena: 28 September 2018 ባንክ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሶማል ናይ 80 ሚልዮን ዶላር ልቃሕ ክህብ ምዃኑ ብ26 መስከረም ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ዋሽንግተን ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ካብ 1991 ኣትሒዙ ንመንግስ [...]