Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ትግራይ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 10 October 2018 ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም፣ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ብረት ዝዓጠቑ ኣስታት 2 ሽሕ ኣባላት ደምህት ወይ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ብ8 ጥቅምቲ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። ንሳቶም ብመንገ [...]
ካብን ናብን ኣስመራ-መቐለ ዝመላለሱ ነጋዶ፣ ባጤራ ናቕፋ ብብዝሒ ይደልዩ
Radio Erena: 09 October 2018 ካብ መቐለን ካልእ ከባቢታት ኢትዮጵያን ናብ ኤርትራ ዝኣትዉ ነጋዶ፣ ባጤራ ናቕፋ ብብዝሒ ይደልዩ ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ካብ መጀመርታ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዙ፣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ንወዱ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ኣማኻሪ ስትራቴጅያውያን ጉዳያት ክኸውን መዚዝዎ
Radio Erena: 08 October 2018 ፕረዚደንት ኢሳይይሳ ኣፈወርቂ ንወዱ ኣብርሃም፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከም ሓላፊ መጽናዕቲ ስትራትራቴጅያውያን ሰነዳትን ኣማኻሪ ኣብዚ ጉዳይን ኮይኑ ክሰርሕ ከምዝመዘዞ ዲፕሎማስያውያን ም [...]
ኢሳይያስ ዝርከቦም ሰለስተ መራሕቲ፣ ሕጹያት ስልማት ኖቤል ምዃኖም ከም መዘናግዒ ክቀርብ ቀንዩ
Radio Erena: 08 October 2018 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ዝርከቦም ሰለስተ መራሕቲ፣ ንናይ ሰላም ስልማት ኖቤል 2018 ምርቆሖም፣ ብሓያሎ ወገናት ከም መዘናግዒ ክቐርብ ቀንዩ። እቶም ምስ ኢሳይያስ ኣፈወርዊ ንስልማ [...]
ሱዳን፣ መጠን ሸርፊ ዶላር ብኣስታት ዕጽፊ ንሂሩ
Radio Erena: 08 October 2018 ኣጋጢምዎ ንዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ባጤራን መፍትሒ ስኢንሉ ዝርከብ መንግስቲ ሱዳን፣ ንመጠን ሽርፊ ዶላር ብኣስታት ዕጽፊ ኣዛይድዎ። ሃገራዊ ባንክ ሱዳን ኣውጺእዎ ብዘሎ መግለጺ መሰረት [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ዲፕሎማሲ እምበር፣ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ወላሓንቲ ለውጢ የለን’ HRW
Radio Erena: 07 October 2018 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ምምሕያሻት የርእይ እኳ እንተሎ፣ ኣብ ዘቤታዊ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ግና ወላሓንቲ ለውጢ ከምዘይገበረ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ት [...]
ብሃገራዊ ቴሌቪዥን መግለጺ እናሃበ እንከሎ፣ ጡፍ ዝበለ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ይንቀፍ
Radio Erena: 03 October 2018 ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሴቬኒ፣ ኣብ ቴሌቪዥን ቀሪቡ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብምትኳር መግለጺ እናሃበ እንከሎ፣ ጡፍ ብምባሉ፣ ኣብታ ሃገር መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ2 ጥቅምቲ፣ [...]
ሱዳን፣ ክልተ ወትሃደራውያን ነፈርቲ ብምግጫወን ሸሞንተ ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 03 October 2018 ስርሓት ሩስያ ዝኾና ኣንቶኖቭ ዝዓይነተን ክልተ ወትሃደራውያን ነፈርቲ ሱዳን፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካርቱም ብምግጫወን ብውሕዱ ሸሞንተ ሰባት ቆሲሎም። እተን ናይ ሰብን ንብረትን ኣብ ምምልላስ [...]
ኣብ ከሰላ ዝላባዕ ዘሎ ሕማም፣ ንሓያሎ ኤርትራውያን የጥቅዕ ኣሎ
Radio Erena: 04 October 2018 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ ዝላባዕ ዘሎ ሕማም ንሓያሎ ኤርትራውያን ግዳያት ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ወከልቲ ሬድዮ ኤረና ኣብቲ ከባቢ ምስ ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣብ ዘካየድዎ ዝርርብ፣ እቲ ሕማም [...]
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ካርቱም ከካይድዎ ዝወጠኑ ኣኼባ ተሰሪዙ
Radio Erena: 04 October 2018 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣባላት ሃገራት ኢጋድ፣ ንሮቡዕ 3 ጥቅምቲ ኣብ ካርቱም ከካይድዎ ዝወጠኑ ኣኼባ ከምዝተሰረዘ ኣል ሳርቕ ኣል ኣውሳጥ ሓቢሩ። መስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ናብ ትግብራ ኣ [...]