Category: ዜና ኤርትራ
![ሽወደን፣ ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም ሽወደን፣ ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/eritreans.jpg)
ሽወደን፣ ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም
Radio Erena: 08 October 2019
ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ስቶኮልም፣ ከባቢ ቦትሺርካ፣ ብዘጋጠመ ከቢድ ናይ መኪና ሓደጋ፣ ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም።
ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ሓደጋ፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን'ውን [...]
![ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይድ’ያ ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይድ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Russia-Africa-Summit.png)
ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይድ’ያ
Radio Erena: 07 October 2019
ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይዶ ምዃና ተገሊጹ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ካብ 23 ክሳብ 24 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከተማ ሶቺ፣ ዋዕላ ሩስያን [...]
![ኢማራት ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ንደሴት ሰኮትራ ንምቁጽጻር ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ተገሊጹ ኢማራት ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ንደሴት ሰኮትራ ንምቁጽጻር ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Socotra-yemen.png)
ኢማራት ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ንደሴት ሰኮትራ ንምቁጽጻር ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 October 2019
ብሕቡራት ኢማራት ዝድገፉ ሚሊሻ፣ ንሓያሎ ናይ ፓሊስ ነቁጣታት ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን ከምዝተቖጻጸሩ ዝተፈላለየ ምንጭታት ሓቢረን።
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነ [...]
![ተሓጋጋዚት ዋ/ጸሓፊ እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራን ጅቡቲን በጺሑ ተሓጋጋዚት ዋ/ጸሓፊ እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራን ጅቡቲን በጺሑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Ursula-Mueller.png)
ተሓጋጋዚት ዋ/ጸሓፊ እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራን ጅቡቲን በጺሑ
Radio Erena: 07 October 2019
ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ኡርሰላ ሙለር እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ኤርትራን ጅቡቲን ምብጻሕ ኣካይዱ።
ሚስ ኡርሰላ፣ ኣብቲ [...]
![ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ተኻዪዱ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ተኻዪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/selamawiself.jpg)
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ተኻዪዱ
Radio Erena: 06 October 2019
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዘሕልፉዎ ዘለዉ መከራ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ተኻዪዱ።
ኣብቲ ብዕለት 4 ጥቅምቲ ብደለይቲ ፍትሒ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ [...]
![ዋሕዚ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ናብ ኢትዮጵያ ንወለዲ የሻቕል ዋሕዚ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ናብ ኢትዮጵያ ንወለዲ የሻቕል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/eri.jpg)
ዋሕዚ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ናብ ኢትዮጵያ ንወለዲ የሻቕል
Radio Erena: 04 October 2019
ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ብብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ይሰግሩ ብምህላዎም ኣብ ወለዲ ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ወገናት ገሊጾም።
ብፍላይ ድሕሪ'ቲ ዝ [...]
![ጀርመን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ 14 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ ጀርመን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ 14 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Ali.png)
ጀርመን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ 14 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 04 October 2019
ኣብ ጀርመን፣ ዞባ ባቫርያ፣ ከባቢ ከተማ መሚንገን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፣ 14 ዓመታት ክእሰርት ተፈሪድዎ።
እቲ ዓሊ ዝተባህለ ወዲ 26 ዓመት መንእሰይ [...]
![Eritrean Journalists shed light on their imprisoned colleagues at the Book Fair of Gothenburg Eritrean Journalists shed light on their imprisoned colleagues at the Book Fair of Gothenburg](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Dawit.jpg)
Eritrean Journalists shed light on their imprisoned colleagues at the Book Fair of Gothenburg
Radio Erena: 03 October 2019
Eritrean journalists took part in the Book Fair of Gothenburg to increase awareness about the arrest of Eritrean j [...]
![ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Red-Sea-camels.png)
ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ
Radio Erena: 02 October 2019
ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ናይ ፍርቂ ፍጻሜ ግጥም ዝተራኸበት ሃገራዊት ጋንታ 1 ብ 0 ተሳዒራ።
ብ "ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ" እትፍለጥ ሃገራዊት [...]
![ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Nationl-team-defected.png)
ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም
Radio Erena: 02 October 2019
ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ ካብ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተሰወሩ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜ [...]