Category: ዜና ኤርትራ
![እስራኤል፣ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 16 ሽሕ ኤርትራውያን 13 ጥራይ ተቐባልነት ረኺቦም እስራኤል፣ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 16 ሽሕ ኤርትራውያን 13 ጥራይ ተቐባልነት ረኺቦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Tel-Aviv.jpg)
እስራኤል፣ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 16 ሽሕ ኤርትራውያን 13 ጥራይ ተቐባልነት ረኺቦም
Radio Erena: 27 October 2019
መንግስቲ እስራኤል፣ ክሳብ ሰነ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ናይ 16 149 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ጉዳይ ከምዝተቐበለ ንጸብጻባት መንግስቲ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ።
ይ [...]
![ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ኢጋዳ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞ ከምዘለወን ተገሊጹ ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ኢጋዳ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞ ከምዘለወን ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/IGAD-flags.jpg)
ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ኢጋዳ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞ ከምዘለወን ተገሊጹ
Radio Erena: 27 October 2019
ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ዞባዊ ውድብ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞታት የቕርባ ከምዘለዋ ዲፕሎማስውያን ምንጭታት ገሊጾም።
እዘን ሃገራት ተቓውሞ የስምዓ ምህላወን [...]
![ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/New-York-Abune-Anthonios.png)
ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ
Radio Erena: 25 October 2019
ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዪር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቲ ሰልፊ፣ ኣብ ኣጋጣሚ መበል 74 ዓመት [...]
![ሊብያ፣ ናይ ምጥያስ ጉዳዮም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 40 ስደተኛታት ቆላሕታ ክግበረሎም ይምሕጸኑ ሊብያ፣ ናይ ምጥያስ ጉዳዮም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 40 ስደተኛታት ቆላሕታ ክግበረሎም ይምሕጸኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/libya.jpg)
ሊብያ፣ ናይ ምጥያስ ጉዳዮም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 40 ስደተኛታት ቆላሕታ ክግበረሎም ይምሕጸኑ
Radio Erena: 25 October 2019
ኣብ ሊብያ፣ ትጣየሱላ ሳልሰይቲ ሃገር ኣይተቕበለትኩምን ብዝብል ምኽንያት፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትUNHCR፣ ጉዳዮም ዝነጸጎ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ [...]
![ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/internet.jpg)
ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር
Radio Erena: 25 October 2019
ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምርካብ፣ ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር፣ ኣፍሪቃ'ያ።
ኣብዛ ኣህጉር፣ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ምስ ኣታዊታቶም ብምንጽጻር ክርአ እንከሎ፣ እቶም ዝበዝሐ ዝ [...]
![ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Areki.png)
ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም
Radio Erena: 24 October 2019
ኣብ ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከካፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።
"ኣብ ካምፓላ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ኤርትራ ዝመጸ ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ባራት [...]
![ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Russua-Africa.jpg)
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 23 October 2019
ኣስታት 40 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ኣፍሪቃን ሩስያን፣ ሎሚን ጽባሕን ኣብ ከተማ ሶቺ ክካየድ'ዩ።
ኣብዚ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንታት ኬንያን ግብጽን [...]
![ኣንጎላ ኣብ ዝሃነጸቶ ሓድሽ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ይዋስእሉ ምህላዎም ተገሊጹ ኣንጎላ ኣብ ዝሃነጸቶ ሓድሽ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ይዋስእሉ ምህላዎም ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Luanda-Bengo.png)
ኣንጎላ ኣብ ዝሃነጸቶ ሓድሽ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ይዋስእሉ ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 22 October 2019
ኣብ ኣንጎላ ኣብ ዝተሃንጸ ሉዋንዳ ቦንጎ ፍሉይ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራ ዝርከብዎም ኣውፈርቲ ሓያሎ ሃገራት ብንጥፈት ይዋስእሉ ከምዘለዉ ተገሊጹ።
ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብዘ [...]
![ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/SOS-France.jpg)
ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ
Radio Erena: 22 October 2019
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ ኣሎ።
ፕረዚደንት እታ ሃገር ኢማኑኤል ማክሮን፣ ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ከይኣትዉ ዝኽልክል ተሪር መርገጺ ከምዘለ [...]
![“ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ “ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Osman-Saleh.jpg)
“ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ
Radio Erena: 21 October 2019
ኤርትራ፣ ነቲ ተነዲፉ፣ ብሰንኪ ኵናት ንሓያሎ ዓመታት ትግባሪኡ ተደናግዩ ዝጸንሐ ቅዋም ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ ከምዝእትደሊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጽኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።
[...]