Category: ዜና ኤርትራ

1 238 239 240 241 242 631 2400 / 6302
ኖርወይ፣ መንበሪ ፍቓድ ዝተነጽገት ኤርትራዊት ናብ ስራሕ ዝቖጸረ ካህን ናብ ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

ኖርወይ፣ መንበሪ ፍቓድ ዝተነጽገት ኤርትራዊት ናብ ስራሕ ዝቖጸረ ካህን ናብ ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

Radio Erena: 06 December 2019 ኣብ ኖርወይ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብላ ኤርትራዊት ስደተኛ ናብ ስራሕ ዝቖጸረ ካህን ናብ ፍርዲ ክቐርብ'ዩ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ሉተራን ኣቡን ቤተ ክርስስ [...]
ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ዝነበራ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛ

ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ዝነበራ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛ

Radio Erena: 04 December 2019 ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ተሰሪዑላ ዝነበረ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛቶ። ኢትዮጵያ፣ ካብቲ 7 ክሳብ 9 ታሕሳስ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝተመደብ ግጥማት ማእከላይን ምብራቅን ኣፍሪቃ ከምዝሰሓ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብያተ ክርስትያን ብዝተጓሃሃረ  ባእሲ ሓይሎ ሰባት ቆሲሎም

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብያተ ክርስትያን ብዝተጓሃሃረ ባእሲ ሓይሎ ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 03 December 2019 እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ምክፍፋልን ባእስን፣ ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት ይበጽሕ ኣሎ። ካብ ትማሊ 2 ታሕሳስ ኣትሒዙ [...]
ኢትዮጵያ እተቑሞ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ጅቡቲ ትድኩኖ ከምዘላ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ እተቑሞ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ጅቡቲ ትድኩኖ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 December 2019 ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ፈረንሳ እተቝሞ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ጅቡቲ ክድኮን ምዃኑ ዘ ካፒታል ዝተባህለት ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢራ። ብመሰረት እታ ጋዜጣ ዘቕረበቶ ሓበሬታ፣ ሓይሊ ባሕ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም

ፈረንሳ፣ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 03 December 2019 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ፣ ዞባ ካሌ፣ ዱን ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ኣምባጋሮን ባእስን ብውሕዱ 1 [...]
Asmara and Doha at loggerheads

Asmara and Doha at loggerheads

Radio Erena: 02 December 2019 Once more and in less than a year, Asmara has succeeded in putting Doha on the defensive. With a fiery ten-point [...]
ኣብዚ እዋን፣ ኣብ ዓለምና፣ 37.9 ሚልዮን ሰባት ምስ  ኤችኣይቪ-ኤይድስ ይነብሩ

ኣብዚ እዋን፣ ኣብ ዓለምና፣ 37.9 ሚልዮን ሰባት ምስ ኤችኣይቪ-ኤይድስ ይነብሩ

Radio Erena: 02 December 2019 ኣብ 2018፣ ብደረጃ ዓለም1.7 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ-ኤይድስ ከምዝተለኽፉ ውድን ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብታ ዓመት እቲ ድማ ልዕሊ 700 ሽሕ ሰባት ብሰንኪ እዚ ሕ [...]
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ፣ ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብምስጢር ርክባት ምክያደን ተገሊጹ

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ፣ ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብምስጢር ርክባት ምክያደን ተገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2019 ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ፣ ብምስጢር ርካባት ምክያደን ተገሊጹ። ሮይተርስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝቕረቦ ሓበሬታ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር፣ ሸ [...]
ቀ/ሚ ሱዳን፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ኮይኑ

ቀ/ሚ ሱዳን፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ኮይኑ

Radio Erena: 02 December 2019 ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ብ29 ሕዳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሱዳን ኣብ ዝተረኽብሉ ዋዕላ፣ ሱዳን ኣቦ መንበርነት ኢጋድ ተረኪባ። [...]
ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

Radio Erena: 01 December 2019 ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ምሉእ ብምሉእ ነጺጋቶ። መንግስቲ ኤርትራ ብመንገዲ ኣፈኝኡ ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ቐጠር ምስ ዝተፈላለዩ ጉጅለታት ብምትሕብባር [...]
1 238 239 240 241 242 631 2400 / 6302