Category: ዜና ኤርትራ
![ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Refugee-campEth.jpg)
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 27 March 2020
ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ምትእኽኻብ ህዝቢ ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ኣብ ትሕቲኦም ንዝርከቡ እሱራት ቆላሕታ ክገብርሎም ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ሚሸል ባሸለ [...]
![ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/Africa-Corona-650x363.jpg)
ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ
Radio Erena: 26 March 2020
ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ 2 [...]
![ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/asmera-corona.jpg)
ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 26 March 2020
ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብዶሆ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪን ማይን ዘይምህላዉ ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓ [...]
![ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/aid-400x224.jpg)
ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ
Radio Erena: 25 March 2020
ቻይናዊ ወናኒ ቢልዮናት ጃክ ማ ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይረስ ናብ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ።
እቲ ወናኒ መርበብ ሓበሬታ ዓሊ ባባ ዝኾነ ቻይናዊ በ [...]
![ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና](https://img.youtube.com/vi/D0oUremLMuU/hqdefault.jpg)
ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=D0oUremLMuU&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]
![ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ልዕሊ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ልዕሊ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/COVID-19-Africa-650x362.png)
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ልዕሊ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ
Radio Erena: 23 March 2020
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
እቲ ውድብ ብ23 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኣብዘን ሃገራት፣ ምልክታት ዝተራእዮም ናይ ዝተራ [...]
![ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/eri-ambeta.jpg)
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 22 March 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ተራእዩ ንዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ።
እዚ ብናይ በረኻ ዝፍለጥ ዕስለ ኣንበጣ ሓደ ካብቶም ኣዕነውቲ ዓሌት ኮይኑ [...]
![ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/asmera-corona.jpg)
ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ
Radio Erena: 22 March 2020
ተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ብወግዒ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ዜና ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ ጽሑፍ፣ ሚኒስትሪ ጥዕና፣ ንሓደ ካብ ኖርወይ [...]
![ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Dr-Tedros.jpg)
ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ
Radio Erena: 20 March 2020
ምስፍሕፋሕ ኮረናቫይረስ ኣብ 33 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ እታ ኣህጉር ንመኸተ ለበዳ እቲ ቫይረስ ድልውቲ ክትከውን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣዘኻኺሩ።
ኣብ [...]
![ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/Saudi-oil-650x422.jpg)
ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ
Radio Erena: 20 March 2020
ዕዳጋታት ዓለም ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ቀውሲ ኣትዮዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ዋጋታት ነዳዲ ኣብዚ 18 ዓመታት ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ወሪዱ ይርከብ።
ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘሎ ዕዳጋታት መሰ [...]