Category: ዜና ኤርትራ

1 209 210 211 212 213 630 2110 / 6298
ጀኔቫ፡ ብስም ምምካት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑ ዘሎ ናይ መነባብሮ ጸገማት ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ጀኔቫ፡ ብስም ምምካት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑ ዘሎ ናይ መነባብሮ ጸገማት ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 21 July 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ዝወጸ ምንቅስቓስ ህዝቢ ዝድርት ኣዋጅ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገማት ፈጢሩ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ቅልጡፍ ፍታሕ ክረብክ ዝጽውዕ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 19 July 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት መበል 44 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካየደሉ፣ ንጉዳይ [...]
ብቀ.ሚ. ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ

ብቀ.ሚ. ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ

Radio Erena: 19 July 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ። ዕላማ’ቲ ጉጅለ ልኡኽ ብወግዒ ኣይተገልጸን። ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዋህበ ሓበሬታ ‘ [...]
ቁጽሪ ናይቶም ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትኑሉ ዝሞቱ ስደተኛታት ጎዲሉ

ቁጽሪ ናይቶም ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትኑሉ ዝሞቱ ስደተኛታት ጎዲሉ

Radio Erena: 17 July 2020 ቁጽሪ ናይቶም ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትኑሉ ዝሞቱ ስደተኛታት ኣብዚ ዓመት’ዚ ብዝተዓጻጸፈ ከምዝጎደለ ተገሊጹ።ይጎድል ሕብረት ኤውሮጳ ብኣማኢት ሚልዮናት ዶላራት ዝቑጸር ባጀት [...]
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ

Radio Erena: 16 July 2020 ኤርትራ እትርከበን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ ከምዘሎ ተገሊጹ። ካብ በበይነን ኣህጉራውያን ትካላት ስታቲስቲክስ ዝወሃብ [...]
ኤርትራ፣ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም

ኤርትራ፣ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም

Radio Erena: 14 July 2020 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን፣ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም። እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ዓዶም ዝተፋነ [...]
ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ24% ክብ ኢሉ

ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ24% ክብ ኢሉ

Radio Erena: 13 July 2020 ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፣ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ናብ ዝኸፈአ ደረጃ ይዓርግ ምህላዉ፣ ማእከል ምቁጽጻር ተላባዕቲ ሕማማት ኣፍሊጡ። ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ’ቲ ትካል፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ጥራይ [...]
ኣብ ኣመሪካ ክልተ ደቀንስትዮ ብመኪና ብምግጫው ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ኣብ ኣመሪካ ክልተ ደቀንስትዮ ብመኪና ብምግጫው ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 10 July 2020 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ክልተ ደቀንስትዮ ብመኪና ብምግጫው ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ዳዊት ቀለተ ዝተባህለ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ኣብ ዋሺንግተን ስተይት ሰላማዊ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምግታእ፣ ሓድሽ መቆጻጸሪ መርበብ ተኺሉ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምግታእ፣ ሓድሽ መቆጻጸሪ መርበብ ተኺሉ

Radio Erena: 09 July 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምግታእ፣ ሓድሽ መቆጻጸሪ መርበብ ተኺሉ። እቲ ኣብ ቱኒዝያ ተተኺሉ ዘሎ ዘበናዊ መሳርሒታት መቆጻጸሪ ዶባት፣ ብሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ [...]
ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ

ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ

Radio Erena: 08 July 2020 ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ተዓቝቦም ዝርከቡ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር ምሕረት ክግበረሎም ዝሓትት ደብዳቤ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵ [...]
1 209 210 211 212 213 630 2110 / 6298