Category: ዜና ኤርትራ

1 198 199 200 201 202 630 2000 / 6297
ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ

ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ

Radio Erena: 13 October 2020 ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ብሪጣንያ ተረቑሑ። ጸሓፊ፣ ገጣሚን ጋዜጠኛን ኣማኑኤል ኣስራት፣ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

Rado Erena: 13 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=9n0816FiJvo&feature=emb_title [...]
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዘለዋ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ወቒሱ

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዘለዋ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ወቒሱ

Radio Erena: 12 October 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ብምኽንያት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ድሕሪ ዝኣወጀቶ ኣዋጅ ምዕጻው፣ ልዕሊ 16 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሓደ መኽዘን ጸፋጺፋ ሒዛቶም ከምዘላ ክቃላሕ ጸኒሑ'ዩ። [...]
ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

Radio Erena: 11 October 2020 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ነበር፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ካናዳ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን መስሪቶሞ ዝጸንሑ ክሲ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ብዝተበጽሐ ሽምግልና (Settlemen [...]
ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 11 October 2020 ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበረ ግዜ ልዕሊ 1.55 ሚልዮን ሰባት ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣመልኪቱ። እቶም 1.29 ሚል [...]
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን  ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 October 2020 ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናይ ኤርትራን ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝርከቦም፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ን27 ሃ [...]
ትግርኛ ኣብ Google Translate

ትግርኛ ኣብ Google Translate

Radio Erena: 09 October 2020 ትግርኛ ኣብ Google Translate ብኸመይ? ምስ ኣቶ ቢንያም ገብረሚካኤል ዝተኻየደ ዕላል። https://www.youtube.com/watch?v=htSLewRYRL0&feature=em [...]
ናይ ሎሚ ሓሙስ 08 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሓሙስ 08 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 08 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=MtPiPuwVZbE&feature=emb_title [...]
1 198 199 200 201 202 630 2000 / 6297