Category: ዜና ኤርትራ

1 195 196 197 198 199 635 1970 / 6343
ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር

ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር

Radio Erena: 26 November 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ርኡይ ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት፣ ንሓያሎ ስድራቤታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ሸሚምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ እታ እንኮ ብመንግስቲ እትዝርጋሕ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ድማ፣ ስድራቤታ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ

Radio Erena: 26 November 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ውድባትን ንዝቐረብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ። ዛጊት፣ ብደቡብ ኣፍሪቃ፣ ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብ [...]
ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 November 2020 ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሮም፣ ብ'ህወሓት' ይምወሉ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም [...]
ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም

Radio Erena: 24 November 2020 ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም። ነዚ ብወደብቲ ዙር ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን፡ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ንኽወስዱ [...]
ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ

ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ

Radio Erena: 24 November 2020 ኣዳለውቲ ዜና ሚኒስትሪ ዜና፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ መደብ ከየዳልዉ መምርሒ ተዋሂብዎም። እቲ ሚኒስትሪ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]
ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም  ተፈሊጡ

ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም ተፈሊጡ

Radio Erena: 24 November 2020 ብሰንኪ'ቲ ካብ 4 ሕዳር ኣትሒዙ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ኣስታት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ ተቐር [...]
ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ

ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ

Radio Erena: 24 November 2020 ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። እቶም ኤርትራ'ውያን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ብዘ [...]
“ኵናት ትግራይ፣ ብዘተ ክፍታሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኢትዮጵያ ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕጽል ኵናት ሰሜን ክትሽመም’ያ።” ተንተንቲ

“ኵናት ትግራይ፣ ብዘተ ክፍታሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኢትዮጵያ ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕጽል ኵናት ሰሜን ክትሽመም’ያ።” ተንተንቲ

Radio Erena: 24 November 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ኵናት፣ ብፖለቲካዊ ዘተ መዕለቢ እንተዘይተጌርሉ፣ እታ ሃገር ዳግማይ፣ ብሰሜን ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕዕል ኵናት ክትሽመም ምዃ [...]
“ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ” ኤምባሲ ኣመሪካ

“ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ” ኤምባሲ ኣመሪካ

Radio Erena: 23 November 2020 ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ ዘጠንቅቕ ሓበሬታ፣ ብመንግስቲ ከምዝተሓበሮም ኣብ ኣስመራ ዝመደበሩ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ኣብ ወግዓዎ መርበብ ሓበሬ [...]
1 195 196 197 198 199 635 1970 / 6343