Category: ዜና ኤርትራ
![ብባድመ ኵናት ተኸፊቱ ምህላዉ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ ብባድመ ኵናት ተኸፊቱ ምህላዉ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/badme.jpg)
ብባድመ ኵናት ተኸፊቱ ምህላዉ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ
Radio Erena: 11 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ዝኸፈቶ ኵናት ስለዝፈሸሎ፣ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ሓገዝ ብምሕታት ኣብ ሑመራ ናይ ከቢድ ብረት ደብዳብ የካይድን ኣብ ከባቢ [...]
![ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Ethio-army-in-Sudan.jpg)
ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 10 November 2020
ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ንኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
[...]
![ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Tigray-war.jpg)
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 10 November 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይስዕብ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ትካል፣ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል፣ ኣብዚ ሳል [...]
![ኣፍሪቃ፣ ኣብዛ ሰዓት እዚ’ኣ፣ ብውሕዱ ኣብ 15 ሃገራት ግጭትን ወረ ግጭን ኣሎ ኣፍሪቃ፣ ኣብዛ ሰዓት እዚ’ኣ፣ ብውሕዱ ኣብ 15 ሃገራት ግጭትን ወረ ግጭን ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Africa-20201.jpg)
ኣፍሪቃ፣ ኣብዛ ሰዓት እዚ’ኣ፣ ብውሕዱ ኣብ 15 ሃገራት ግጭትን ወረ ግጭን ኣሎ
Radio Erena: 10 November 2020
ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ብውሕዱ 15 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ግጭት ዘለዋ ወይ ድማ ስግኣት ግጭት ዘንጸላለወን'የን።
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ድሕሪ'ቲ ካብ መግዛእቲ ናጻ ዝወጻሉ፣ ኵናት ዘይር [...]
![ኣስመራ፣ ኣብ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ንምህለላ ዝተኣኻኸባ ኣዴታት፣ ብፖሊስ ከምዝብተና ተጌሩ ኣስመራ፣ ኣብ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ንምህለላ ዝተኣኻኸባ ኣዴታት፣ ብፖሊስ ከምዝብተና ተጌሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Enda-Mariam.jpg)
ኣስመራ፣ ኣብ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ንምህለላ ዝተኣኻኸባ ኣዴታት፣ ብፖሊስ ከምዝብተና ተጌሩ
Radio Erena: 09 November 2020
ኣብ ትግራይ ድሕሪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብወገን ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ ምሽብሻባትን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ሳቕሎት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ትማሊ ሰንበት 08 ሕዳር [...]
![ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ዘሎ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ጸጥታን ወሰንቲ ሚኒስተራትን ኣካይዱ ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ዘሎ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ጸጥታን ወሰንቲ ሚኒስተራትን ኣካይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Prime-Minister-Abiy-and-his-team.jpg)
ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ዘሎ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ጸጥታን ወሰንቲ ሚኒስተራትን ኣካይዱ
Radio Erena: 08 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ጀነራል ኣደም መሓመድ ኣልዩ፣ ምክትሉ ብዝጸንሐ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ፣ ክትከኦ እንከሎ፣ ተረፊቱ [...]
![መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/mekele.jpg)
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 08 November 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ባይቶ’ታ ሃገር ብቀዳም 7 ሕዳር ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፣ ኣብ ትግራይ ስርዓተ ሕጊ ንምኽባር ሓድሽ ግዚያዊ [...]
![ህግደፍ፣ “ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ምትሕሓዝ ዝነበሮም እሱራት ክንፈትሕ ኢና።” ዝብል ወረ የጋውሕ ምህላዉ ተሓቢሩ ህግደፍ፣ “ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ምትሕሓዝ ዝነበሮም እሱራት ክንፈትሕ ኢና።” ዝብል ወረ የጋውሕ ምህላዉ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Ethiopian-army.jpg)
ህግደፍ፣ “ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ምትሕሓዝ ዝነበሮም እሱራት ክንፈትሕ ኢና።” ዝብል ወረ የጋውሕ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 05 November 2020
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ ግፋ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ''ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ብዝተሓሓዝ ዝተኣስሩ ኤርትራውያን" ክፍትሑ'ዮም ዝብል ወረ ይጋዋሕ ምህላዉ ተሓቢ [...]
![ጂቡቲ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ፈደራላዊ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ንምዝርራብ ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዳ ጂቡቲ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ፈደራላዊ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ንምዝርራብ ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Djib-Ethio.jpg)
ጂቡቲ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ፈደራላዊ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ንምዝርራብ ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዳ
Radio Erena: 04 November 2020
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፣ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ህጹጽ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ልኡኽ፣ ኣብ መንጎ ክልላዊ መ [...]
![ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተጣይሶም ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተጣይሶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Eri-Rwanda.jpg)
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተጣይሶም
Radio Erena: 03 November 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ጋሾራ ካብ ዝጸንሑ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝተጣየሱ ንላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕ [...]