Category: ዜና ኤርትራ

1 191 192 193 194 195 635 1930 / 6343
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ዝሃደሙ ንዝበልዎም ኤርትራውያን፣ ኣብ ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቕጽሉ ኣለዉ

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ዝሃደሙ ንዝበልዎም ኤርትራውያን፣ ኣብ ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቕጽሉ ኣለዉ

Radio Erena: 14 December 2020 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ትግራይ ዝሃደሙ'ዮም ንዝበልዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ከተማታት ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቅጽሉዎ ኣለዉ። ዛጊት ኣማኢ [...]
ኣይ.ኦ.ኤም. ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መ.ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ

ኣይ.ኦ.ኤም. ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መ.ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ

Radio Erena: 13 December 2020 ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም.) ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ጀኔቫ ካብ [...]
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብኢትዮጵያ ቀሪቡ

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብኢትዮጵያ ቀሪቡ

Radio Erena: 13 December 2020 ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብወገን ኢትዮጵያ ከምዝተሰምዐ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ሓቢረ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ታሕሳስ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ታሕሳስ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 11 December 2020 https://www.youtube.com/watch?v=IGxX5xxzgX8&feature=emb_title [...]
“ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብቲ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ዶብ እንተዘይኮይኑ ናብ ትግራይ ከምዘይኣተወ ቀ/ሚ ኣብይ ነጊሩኒ።” ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

“ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብቲ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ዶብ እንተዘይኮይኑ ናብ ትግራይ ከምዘይኣተወ ቀ/ሚ ኣብይ ነጊሩኒ።” ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 10 December 2020 ሰራዊት ኤርትራ፣ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ዶባ ጥራይ ከምዘሎን፣ ናብ ውሽጢ ትግራይ ከምዘይኣተወን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ከምዝነገሮ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ መሰል ሃይማኖታት ብኸቢድ ይግህሳ ኣለዋ ክብል ወቒሱ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ መሰል ሃይማኖታት ብኸቢድ ይግህሳ ኣለዋ ክብል ወቒሱ

Radio Erena: 09 December 2020 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ብዝፍጽምኦ ዘለዋ ምግሃስ መሰል ሃይማኖታት፣ ኣብ ዘተሓሳስብ ደረጃ ከምዝርከባ ገሊጹ። ንሱ ብትዊተር ኣብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ

Radio Erena: 10 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት፣ ብናጻ ኣካል ክጻረ ድሌት ከምዘይብሉ ገሊጹ። ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሬድዋን ሓሰን፣ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ መንግስቲ፣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ

Radio Erena: 09 December 2020 ብትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ብውልቂን ናብ ዝተፈላለየ ሃገራት ክጣየሱ ጉዳዮም ተወዲኡ፣ በረራ ጥራይ ክጽበዩ ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ መውጽኢ ቪ [...]
Women’s Voices Must Be Heard: The Hidden Lives of Female Refugees in Libya

Women’s Voices Must Be Heard: The Hidden Lives of Female Refugees in Libya

Radio Erena: 09 December 2020 Despite women making up an estimated 10 percent of the refugees and migrants in Libya, their voices are frequentl [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

Radio Erena: 09 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍህን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ጸዊዑ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብ7 ታሕሳስ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
1 191 192 193 194 195 635 1930 / 6343