Category: ዜና ኤርትራ
![ኣስመራ፣ ንህዝባዊ መጓዓዝያ ተኪኤን ዝጸንሓ ካሮሳ ምኽልካለን ዝተወጽዑ ሕሙማን ተሓዚሎም ናብ ሕክምና ይመላለሱ ምህላዎም ተገሊጹ ኣስመራ፣ ንህዝባዊ መጓዓዝያ ተኪኤን ዝጸንሓ ካሮሳ ምኽልካለን ዝተወጽዑ ሕሙማን ተሓዚሎም ናብ ሕክምና ይመላለሱ ምህላዎም ተገሊጹ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/01/asmara-650x431.jpg)
ኣስመራ፣ ንህዝባዊ መጓዓዝያ ተኪኤን ዝጸንሓ ካሮሳ ምኽልካለን ዝተወጽዑ ሕሙማን ተሓዚሎም ናብ ሕክምና ይመላለሱ ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 04 January 2021
ኣብ ኣስመራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል፣ ንልዕሊ 9 ኣዋርሕ ህዝባዊ መጓዓዝያን ታክሲን ደው ድሕሪ ምባለን፣ ከም መተካእታ ኣገልግሎት ክህባ ዝጸንሓ ካሮሳ፣ ዓረብያ ፈረስ [...]
![ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/africa-trade-area.jpg)
ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ
Radio Erena: 03 January 2021
ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተደናጉዩ ዝጸንሐ ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ።
እዚ ንኤርትራ ጥራይ ዘይጸምበረ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ድሕሪ ምምስራት [...]
![ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 67 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 130 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሮም ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 67 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 130 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Gashora.jpg)
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 67 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 130 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሮም
Radio Erena: 31 December 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 67 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 130 ስደተኛታት፣ ኣብ ርዋንዳ ናብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ተሰጋጊሮም።
እዞም ብሓገዝ ኣህጉራዊ ማሕበር ስ [...]
![ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 ታሕሳስ 2020 ፈነወና ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 ታሕሳስ 2020 ፈነወና](https://img.youtube.com/vi/arvUly1FAtQ/hqdefault.jpg)
ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 ታሕሳስ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 30 December 2020
https://www.youtube.com/watch?v=arvUly1FAtQ&feature=emb_title [...]
![መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ መግቢ መሻርፍ ክዕድል ምዃኑ ገሊጹ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ መግቢ መሻርፍ ክዕድል ምዃኑ ገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/Eritrean-refugees-camps-in-Tigray.png)
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ መግቢ መሻርፍ ክዕድል ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 30 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ካብዚ ወርሒ'ዚ ኣትሒዙ ናይ መግቢ መሻርፍ ክዕድል ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ።
እቲ [...]
![ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ዞባዊ ረጽሚ ይሰጋገር ከምዘሎ ተገሊጹ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ዞባዊ ረጽሚ ይሰጋገር ከምዘሎ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/horn-of-Africa.png)
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ዞባዊ ረጽሚ ይሰጋገር ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 30 December 2020
ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምትፍንናን ረጽሚን፣ ናብ ምሉእ እቲ ዞባ ይሰግር ምህላዉ ዝተፈላለዩ ተንተንቲ ገሊጾም።
ኣብ ኢትዮያን ሱዳንን፣ ድሕሪ ዝተራእየ ለውጢ፣ ነቲ ንሓያሎ ዓመታት [...]
![ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/Ethiopia-regions.png)
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 28 December 2020
ኣብ መንጎ ናይ ኢትዮጵያ ክልላት ዓፈርን ሶማልን፣ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ክልላዊ መንግስቲ ዓፈር ካብ ሰመራ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣጠንቒቑ።
እቲ ቤት ጽ [...]
![ኤርትራ፣ ተወሳኺ መምርሒ ምዕጻው፣ ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር ኤርትራ፣ ተወሳኺ መምርሒ ምዕጻው፣ ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/feres.jpg)
ኤርትራ፣ ተወሳኺ መምርሒ ምዕጻው፣ ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 28 December 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናብ ኣስጋኢ ደረጃ ዓሪጉ ብምባል ዝጸንዐ ምዕጻው ክናዋሕ ኣብ ጽባሕ ልደት ፈረንጂ ዘሕለፎ መምርሒ፣ ኣብ ዜጋታት ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ። [...]