Category: ዜና ኤርትራ
![ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ፈደራልን፣ ሰራዊት ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ገበናት ብናጻ ኣካል መርመራ ክካየድ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ፈደራልን፣ ሰራዊት ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ገበናት ብናጻ ኣካል መርመራ ክካየድ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/hrw.png)
ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ፈደራልን፣ ሰራዊት ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ገበናት ብናጻ ኣካል መርመራ ክካየድ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ
ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ፈደራልን፣ ሰራዊት ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ገበናት ብናጻ ኣካል መርመራ ክካየድ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ነዚ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ነባሪ ከተማ ኣኽሱም ተፈጺሙ ዝበሎ ገበናት ክጻረ [...]
![ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/03/Al-Burhan-Kir-650x365.jpg)
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 05 March 2021
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ
ጀነራል ዓብደልፈታሕ፣ ብረቡዕ 03 መጋቢት ናብ ኡጋንዳ ዑደት ብምክያድ ምስ [...]
![ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2021/03/gutteres.jpg)
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 04 March 2021
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጻእ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ጸዊዑ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ሓሙስ 4 መጋቢት ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ፣ ንመግለጺ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላ [...]
![UPDATED: ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም UPDATED: ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/03/Eritreans-in-Libya-650x389.png)
UPDATED: ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 04 March 2021
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ልዕሊ 200 ዝተገመቱ [...]
![ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል ጸዊዓ ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል ጸዊዓ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/03/Bachelet-650x446.png)
ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል ጸዊዓ
Radio Erena: 04 March 2021
ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ፣ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል፣ ሚሸል ባሸለት ጸዊዓ።
ንሳ፣ ሎሚ ሓሙስ 04 መ [...]
![ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት ኣኼባ ከካይድ’ዩ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት ኣኼባ ከካይድ’ዩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/03/UNSC-650x359.png)
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት ኣኼባ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 03 March 2021
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብምትኳር፣ ጽባሕ ሓሙስ 4 መጋቢት፣ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንዲፕሎማሰኛታት ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።
እቲ ኣኼባ፣ [...]
![Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/03/Issaias-And-Abiy-650x405.png)
Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance
Radio Erena: 03 March 2021
The Abiy- Isias alliance formed in the aftermath of the peace deal between the two leaders in summer 2018 has trippe [...]
![ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/03/Blinken-400x250.png)
ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ
Radio Erena: 02 March 2021
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ሰራዊት ኤርትራን ምሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ጸቕጢ ይገብር ከምዘሎ እቲ ክፍሊ ኣ [...]
![ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል](https://img.youtube.com/vi/xdSXFaUDdCQ/hqdefault.jpg)
ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል
Radio Erena: 01 March 2021
https://www.youtube.com/watch?v=xdSXFaUDdCQ&feature=emb_title [...]