Category: ዜና ኤርትራ

1 160 161 162 163 164 630 1620 / 6293
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ  ትግራይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ጻውዒት ቀሪቡ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 29 June 2021 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ትግራይ፣ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ፣ ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ጸዊዐን። እዘን ሃገራት ነዚ ጻውዒት ዘቕርባ ዘለዋ፣ ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም

ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም

Radio Erena: 28 June 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ከምዝተቖጻጸሩ ዝተላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን። እቶም ሓይልታት፣ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ሓያል ኵናት፣ ንሓያሎ ክፋለተ ሰ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሓድሽ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ከፊቱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሓድሽ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ከፊቱ

Radio Erena: 28 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ትግራይ ሽመልባን ሕጻጽን ንዝተመዛበሉ ስደተኛታት ኤርትራ መጽለሊ'ዩ ዝበሎ፣ ሓድሽ መዓስከር ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣቝሙ። ኣብ ትግራይ ብዝተፈጥረ ጸ [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 28 June 2021 ሚኒስተራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቁጠባ፣ ንግዲ፣ ወፍሪን ዲጂታላዊ ዕዳጋን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ጂቡቲ ኣቃኒዖም። ኣብቲ ብቀዳም 26 ሰነ ዝተኻየደ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ [...]
ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2021 ኣህጉራዊ ትካል ሓካይም ብዘይዶብ፣ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣባላቱ፣ ‘ኣዝዩ ዘሰምብድ’ ብምባል ዝተሰመዖ ጓሂ ገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ስጳኛዊት ማሪያ ሀርናንደዝ፣ ኢ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሰነ 2021 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሰነ 2021 ፈነወና

Radio Erena: 25 June 2021 Radio Erena · ዓርቢ 25 ሰነ 2021   [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተላእኩ መንእሰያት ሃለዋት ከፍልጥ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ቀጺሉ

መንግስቲ ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተላእኩ መንእሰያት ሃለዋት ከፍልጥ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ቀጺሉ

Radio Erena: 25 June 2021 መንግስቲ ሶማል፣ ንታዕሊም ናብ ኤርትራ ናይ ዝተላእኩ መንእሰያት ሃለዋት ከፍልጥ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ከምዘሎ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ገሊጹ። ድሕሪ'ቲ ሰለማዊ ሰልፍታት፣ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ብዘካየድኦ ደብዳብ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኣብ ትግራይ፣ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ብዘካየድኦ ደብዳብ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 June 2021 ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ፣ ኵናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣሶሸትድ ፕረስ ገሊጹ። ብፍላይ ቶጎጓ [...]
ካብ 215 ሃገራት፣ ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ጥራይ ክታበት ጸረ ኮቪድ ከምዘይጀመራ ተገሊጹ

ካብ 215 ሃገራት፣ ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ጥራይ ክታበት ጸረ ኮቪድ ከምዘይጀመራ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 June 2021 ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ክሳብ እዋን'ዚ ክታበት ጸረ ኮቪድ ከምዘይጀመራ ተገሊጹ። ኣብ ዝበዝሓ፣ ብመዳይ ሕክምና ዝማዕበላ ሃገራት፣ ብማእከላይ ገምጋም፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ [...]
ኤርትራ፣ መምርሒታት ምግታእ ኮረና ቫይረስ ዘይሓለዋ ዝተባህላ ሓያሎ ትካላት ዳግማይ ይዕጸዋ

ኤርትራ፣ መምርሒታት ምግታእ ኮረና ቫይረስ ዘይሓለዋ ዝተባህላ ሓያሎ ትካላት ዳግማይ ይዕጸዋ

Radio Erena: 22 June 2021 ኣብ ኤርትራ፣ መምርሒታት ምግታእ ኮረና ቫይረስ ኣይሓለዋን ዝተባህላ ሓያሎ ትካላት ዳግማይ ይዕጸዋ ከምዘለዋ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እተን ተዓጽየን ዘለዋ ትካላት መብዛሕተን፣- ኣብ [...]
1 160 161 162 163 164 630 1620 / 6293