Category: ዜና ኤርትራ

1 156 157 158 159 160 630 1580 / 6293
ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ

ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ

Radio Erena: 01 August 2021 ኤርትራ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ። ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን የማነ ገብረኣብን ዝርከብዎ ጉጅለ ልኡኽ ብሓሙስ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 31 July 2021 ሓይልታት ጸጥታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣልማማ ማእሰርቲ ኣካዪዶም። እቶም ኣስታት 19 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ምኽኒያት መእሰሪኦም ብላዕለዎት ሓለፍቲ ብን [...]
መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ

መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 30 July 2021 መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ሓይልታቱ ምቁራጽ ቶኽሲ ንምትግባር፣ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ። ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ ቅድመ ኩነት፣ ኣብ ትግራይ ተቋሪጹ ዝርከብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት [...]
ኦሊምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ ‘ሰሓብቲ ገመል’ ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ተሰጕጉ

ኦሊምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ ‘ሰሓብቲ ገመል’ ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ተሰጕጉ

Radio Erena: 30 July 2021 ኣብ ቶክዮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ኦሎምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ 'ሰሓብቲ ገመል' ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ጀርመን፣ ፓ [...]
ኣስመራ፣ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ወጻኢ ሃገራት፣ ነፍሲ ወከፎም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ውህሉል ግብሪ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክኸፍሉ ይሕተቱ

ኣስመራ፣ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ወጻኢ ሃገራት፣ ነፍሲ ወከፎም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ውህሉል ግብሪ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክኸፍሉ ይሕተቱ

Radio Erena: 29 July 2021 ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲታት ወጻኢ ሃገራት ውህሉል ግብሪ መንግስቲ ክኸፍሉ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ብመንግስቲ ከምዝተሓተቱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። [...]
አመሪካ፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘሻቐላ ገሊጻ

አመሪካ፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘሻቐላ ገሊጻ

Radio Erena: 29 July 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። ህወሓትን ሚሊሻታት ትግራይን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ይፍጽሙ ምህላ [...]
‘ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡርን ጽርግያን መስመር ተዓጽዩ’

‘ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡርን ጽርግያን መስመር ተዓጽዩ’

Radio Erena: 28 July 2021 ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡር ይኹን ናይ ጽርግያ መስመር ከምዝተዓጽወ ንፕረዚደንት ክልል ሶማል፣ ሙስጠፋ መሓመድ ዑመር ብምጥቃስ ሮይተረስ ሓቢሩ። እንተኾነ ሮይተ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 70ታት ዝርከቡ ክልተ ፓስተራት ዝሓለፈ ሰሙን ተኣሲሮም

ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 70ታት ዝርከቡ ክልተ ፓስተራት ዝሓለፈ ሰሙን ተኣሲሮም

Radio Erena: 27 July 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 70ታት ዝርከቡ ክልተ ፓስተራት ከምዝተኣስሩ ኦፐን ዶርስ ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ምጥባቕ መሰል እምነት ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ንምንጭታቱ ብምጥቃ [...]
“ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 24 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ስእነት መግብን ማይን የንጸላልዎም ኣሎ።” UNHCR

“ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 24 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ስእነት መግብን ማይን የንጸላልዎም ኣሎ።” UNHCR

Radio Erena:27 July 2021 ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ዝርከባ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት ዝርከቡ ኣስታት 24 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ስእነት መግብን ማይን የንጸላልዎም ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣብ ከባቢ [...]
ጂቡቲ፡ 15 ሃገራት ዝሳተፍኦ ወትሃደራዊ ልምምድ ይካየድ ኣሎ

ጂቡቲ፡ 15 ሃገራት ዝሳተፍኦ ወትሃደራዊ ልምምድ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 27 July 2021 ካብ 15 ሃገራት ዝተወጽኣ ኣሃዱታት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብእዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተወዲቡ፣ 25 ሓምለ ጀሚሩ ንክልተ ቅነ ዝካ [...]
1 156 157 158 159 160 630 1580 / 6293