Category: ዜና ኤርትራ

1 143 144 145 146 147 634 1450 / 6339
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

Radio Erena: 18 December 2021 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ንዝበሃል ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ኣብ ስምምዕ በጺሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዓርቢ 17 ታሕሳስ [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ተገሊጹ

ሊብያ፣ ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 December 2021 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ፈቐዶ መዳጎኒ ማእከላት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣሽሓት ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣስታት 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቶም ደቂንስት [...]
ዴንማርክ፡ ኤርትራዊት ኣደ፡ ኣብ ቅድሚ ደቃ፡ ብበዓል ቤታ ተቐቲላ

ዴንማርክ፡ ኤርትራዊት ኣደ፡ ኣብ ቅድሚ ደቃ፡ ብበዓል ቤታ ተቐቲላ

Radio Erena: 16 December 2021 ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ጓል 28 ዓመት ኤርትራዊት ኣደ ብበዓል ቤታ ከምዝተቐትለት ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣፍሊጡ:: እታ ስማ [...]
ቢንያም ግርማይ፣ ንካልኣይ ዓመት ኣከታቲሉ “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣህጉር ኣፍሪቃ” ተሸሊሙ

ቢንያም ግርማይ፣ ንካልኣይ ዓመት ኣከታቲሉ “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣህጉር ኣፍሪቃ” ተሸሊሙ

Radio Erena: 14 December 2021 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዉማዊት ዎርልድ ቱር ቲም ቢንያም ግርማይ፡ ንካልኣይ ዓመት ኣከታቲሉ ወናኒ ሽልማት "ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣህጉር ኣፍሪቃ" ንምዃን በቒዑ። ዓመታዊ "ብሉጽ [...]
ዩኒሴፍ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንዝተፈላለየ ሰብኣዊ ጸገማት ዝተቓልዑ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ 13 ሚልዮን ዶላር ምወላ ሓቲቱ

ዩኒሴፍ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንዝተፈላለየ ሰብኣዊ ጸገማት ዝተቓልዑ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ 13 ሚልዮን ዶላር ምወላ ሓቲቱ

Radio Erena: 13 December 2021 ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ - UNICEF፣ ኣብ ኤርትራ ዝተፈላላየ ሰብኣዊ ጸገማት ንዝገጠሞም ኣስታት 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ፣ ናይ 13.7 ሚልዮን ዶላር ምወላ ከ [...]
ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ከምዝሰሓቡ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ ተቖጻጺሮም

ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ከምዝሰሓቡ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ ተቖጻጺሮም

Radio Erena: 13 December 2021 ካብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ይስሕቡ ከምዘለዉ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላን ከባቢታቱን ከምዝተቖጻጸሩ ኣፍሊጦም። መን [...]
ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን፡ ተሸላሚ ብሩር ሜዳልያ ኮይኑ

ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን፡ ተሸላሚ ብሩር ሜዳልያ ኮይኑ

Radio Erena: 12 December 2021 ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም (ወዲ ሓኪም)፡ ሎሚ ሰንበት12 ታሕሳስ፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ጉያ እግሪ ዙሪክ ማራቶን ማላጋ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ተሸላሚ [...]
ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ

ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ

Radio Erena: 12 December 2021 ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽጎ ከምዘላ ተገሊጹ። ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ ሕማማት ኣፍሪቃ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ [...]
Sudan: The Return of Alkaizan

Sudan: The Return of Alkaizan

Radio Erena: 10 December 2021 By Fathi Osman It is an open secret that Alkaizan are preparing for a forceful return to power in Khartoum. “K [...]
‘ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 293 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።’  CPJ

‘ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 293 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።’ CPJ

Radio Erena: 10 December 2021 2021፣ ብደረጃ ዓለም ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝተኣስርላ ዓመት'ያ ክብል ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ፣ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ9 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ [...]
1 143 144 145 146 147 634 1450 / 6339